· 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና...

54
ኣብ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ከተማታትን ኣውራ ከይዲ ስራሕ ግልጋሎት ኤክስቴንሽን ኢንዳስትሪ ናይ ፅሬትን መፍረያይነትን/ካይዘን\

Upload: others

Post on 12-Mar-2020

41 views

Category:

Documents


0 download

TRANSCRIPT

Page 1:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ኣብ ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ከተማታትን

ኣውራ ከይዲ ስራሕ ግልጋሎት ኤክስቴንሽን ኢንዳስትሪ

ናይ ፅሬትን መፍረያይነትን/ካይዘን\

Page 2:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

1. መእተዊ

ኣብ ትልሚ ዕብየትን ስግግርን ሃገርናከምዝተቐመጠ ኣብ ዝቕፅሉ 8-9 ዓመታት ናብማእኸላይ እቶት ዘለወን ሃገራት ክትፅንበርእንተኾይና ናይ ደቀቕትን ኣናእሽተይን ንግዲትካላት ልምዓት ብምቅልጣፍ ዕድል ስራሕብምፍጣር ድኽነትን ስእነት ስራሕን ብምቕናስንብምፍጣር ድኽነትን ስእነት ስራሕን ብምቕናስንኣቢልካ ናይ ዜጋታት ነብሲ ወከፍ እቶትብምዕባይን ደኣንት ኣብ ሓፈሻዊ ሃገራዊ እቶት(GDP) ዝህልዎም ኣስተዋፅኦ ብምምሕያሽን ወሳኒተርኡ ክፃወት ከምዝግባእ ብንፁር ተቐሚጡ’ዩ፡፡

Page 3:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ዝቐፀለ

ናይዙይ ምኽንያት ድማ ኣብዚ ሀዚ እዋን እቲ ዝበዝሕኣብ ከተማ ዝነብር ናይ ሕ/ሰብ ክፍሊ እቲ ኣብ ስራሕዓለም ዝተዋፈረ ይኹን ሀዚ ብቐሊሉ ናብ ስራሕክዋፈር ዝኽእል ኣብ ክሊ ደኣንት ዝተሓቖፈንክሕቆፍ ዝኽእልን ብምዃኑ ነዚ ኣካልዙይብልምዓት ደኣንት ኣቢልካ ምቹው ናይ ስራሕኩነታት እንተተፈጢሩሉ ኣብ GTP-II ኩነታት እንተተፈጢሩሉ ኣብ GTP-II ዝተቐመጠ ናይ ከተማ ነበርቲ እቶት ብዕፅፊ ናይምውሳኽን ምርግጋፅ ውሕስና ምግብን ካብምዕዋት ሓሊፉ ኣጠቓላሊ ኣብቲ ክልልን ሃገርንክህልዎ ዝግባእ ማሕበረ ኢኮኖሚያውንፖለቲካውን ኣስተዋፀኦ ናብ ዝዓበየ ደረጃከሰጋግሮ ከምዝኽእል ግልፂ’ዩ፡፡

Page 4:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ብተወሳኺ'ውን ደኣንት ንምድጋፍን ንምብቃዕንዝተዋፈሩ ኣካላት ብዙሓት ምዃኖምን ብኣውርኡድማ እቲ ናይ ከተማ ካቢኒን ኩሎም ኣብቲ ከተማዘለዉ ቤት ዕዮታትን ቁልፊ ስረሖም ነዚ ዘርፊ እዚምምራሕ እዩ ኮይኑ ግና ደኣንት ንምድጋፍንንምብቃዕን ዘለዎም ልኡኽ ብመምርሒ ደረጃ እኳንፁር እንተኾነ ኣብ ተግባር ግና ትርጉም ዘለዎትኹረት ሂብካን ተዋዲድካን ኣብ ምስራሕንትኹረት ሂብካን ተዋዲድካን ኣብ ምስራሕንምምራሕን ብዙሓት ዝራኣዩ ክፍተታት ኣለዉእዮም:: ካብዚ ብምብጋስ ነዞም ክፍተታት እዚኦምንምፍታሕ ዝሕግዝን ግንዛበ ዘጠናኽርን ካብቶም4ዕቲኦም ማዕቀፋት ናይ ግልጋሎት ኤክስቴንሽንኢንዳስትሪ ድጋት ሓደ ዝኾነ ናይ ፅሬትንመፍረይነትን/ካይዘን/ፅሑፍ ተዳልዩ ቀሪቡ ኣሎ

Page 5:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

2.ልኡኽ• ኣብ ከተማታት ኢንተርፕራይዛት ብምጥያሽ ዓቕመን ክጠናኸርን ዝተፈላለዩ ደገፋት

ብምምችቻውን ንኢንድስትሪ ልምዓት መሰረት ዝኾኑ ደኣንት ቀፃልነት ዘለዎ ግልጋሎትኤክስቴንሽን ኢንዱስትሪ ድጋፍ ብምሃብ ኣብ ከተማታት ምግቢ ውሕስና ብምርግጋፅን ፍትሓዊክፍፍል ሃፍቲ ክህሉን ኣብ ዕዳጋ ብቑዓትን ተወዳደርትን ኮይኖም ሰፊሕ ናይ ስራሕ ዕድልክፈጥሩን እቶቶም ብምድንፋዕ ናብረኦም ክመሓየሽን ምግባር ፡፡

3.ራእይ• ሃገርና/ክልልና/ኣብ 2017 «ማእኸላይ እቶት ናብ ዘለወን ሃገራት ንኽትበፅሕ ከተማታት ውሕስና

ምግቢ ብምርግጋፅ ድኽነትን ስእነት ስራሕን ብምቕራፍ ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ብምህናፅንልምዓት ኢንዱስትሪ ሰፊሕን ዘተኣማምንን መሰረት ዘንፅፍ ተወዳዳሪ ዝኾነ ደኣንት ተፈጢሩምርኣይ ፡፡

4.ሓበራዊ ክብርታት/መትከላት/

• ብዕዳጋ ተወዳዳሪነት ዝምራሕ ስልጠናን ድጋፍን ንኣምን፣• ንድኽነትን ክራይ ኣካብነትን ንፅየፍ፣ • ብብቕዓትን ፅሬትን ዝምራሕ ስልጠናን ደገፍን ንኣምን፣ • ብብቕዓትን ፅሬትን ዝምራሕ ስልጠናን ደገፍን ንኣምን፣ • ተወዳዳራይ ደኣንት ምፍጣር መለለይና እዩ፣• ህዝባውነትን ውፍይነትን ንላበስ፣• ተሳትፎ ህዝቢ ሓይሊ እዩ፣• ንተረባሕነት ህዝቢ ቅድሚት ምስራዕ፣• ትካላዊ ዴሞክራሲያዊ ስርዓትና ነጠናኽር፣• ንደኣንት ብምጥንኻር ምዕባለና ከምዝቀላጠፍ ንኣምን፣ • ንተሳትፎ ሕ/ሰብ ዝለዓለ ክብሪ ንህብ፣• ንተጠቃምነት ደ/ኣንስትዮ፣መናእሰይን ጉድኣት ኣካልን ልዑል ጠመተ ሂብና ንሰርሕ፣• ድኽነት ናይ ምቕራፍ ስራሕቲ ብምፍፃም ምግቢ ውሕስና ዜጋታት ነበርቲ ከተማ ነረጋግፅ፣• ምሕዝነት፣ መገልገላይነትን ተወዳዳራይነትን ተጠናኺሮም ክኸዱ ንሰርሕ፣• ብጋንታዊ ውፅኢት ንኣምን፣

Page 6:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

5. ዕላማ፣ • ንደኣንት ኩለመዳይ ግልጋሎት ኤክስቴንሽን ኢንዳስትሪ ብምሃብን

ፀገማቶም ብምፍታሕን ናይ ከተማታት ድኽነትን ስእነት ስራሕንምቕራፍ

• ኣብ ደኣንት ናይ ኣታሓሳስባ፣ ከእለትን ፍልጠትን፣ ኣጠቓቕማቴክኖሎጅን ኣብ ምሕደራ ሒሳብን ስራሕፈጠራን/ኢንተርፕርነርሽፕ/ምትእትታው ካይዘንን ዘለዉ ፀገማትብምፍታሕ ብርኪ ዕቤት ደኣንትን ትሕዝቶ ትካልን መሰረትዝገበረ ደገፍ ብምሃብ ሞዴል ልምዓት ጉጅለ፣ሞዴልኢንተርፕራይዛትን ሞዴል ኔትወርክን ወዘተ ብምፍጣር ናይምስፋሕ ስትራተጂ ምዕዋትምስፋሕ ስትራተጂ ምዕዋት

• ዝተማለኣ/ተግባር ተኮር ስልጠና/ግልጋሎት ኤክስቴንሽንኢንዳስትሪ ብምሃብ ሚኢቲ ፐርሰንት ደኣንት ካብ ዘለውዎ ብርኪናብ ቀፂሉ ዘሎ ብርኪ ከሰጋጋሩ ብምግባር ተወዳዳርነት ደኣንትብምርግጋፅ ልምዓታዊያን ሰብ ሃፍቲ ምፍጣር

• ልምዓታዊ ሰራዊት ደኣንት ብምህናፅ ኣብ ከተማታት ክራይኣካብነት ፓለቲካል ኢኮኖሚ ብምምሓው ልምዓታዊ ፓለቲካልኢኮኖሚ ምህናፅ

Page 7:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

6. ዝርዝር ዕላማታት

• ሰፊሕ ዕድል ብምፍጣር ኩሉ ናይ ከተማ ህዝቢብነብሲ ወከፍ ሰብ ዘተኣማምን ናይ እቶትኣማራፂ/Sustainable Livelyhood Options/ ክህልዎ ምግባር እቶት ህዝብና ንምምሕያሸንድኽነት ንምቅናስን ከምኡ’ውን ፍትሓዊ ዝኾነ ናይሃፍቲ ክፍፍል ንክፍጠር፤ ልምዓታዊ ኣተሓሳስባ ዓብላላይ ኮይኑ ናብ ገዛኢ ብርኪ ብምብፃሕዓብላላይ ኮይኑ ናብ ገዛኢ ብርኪ ብምብፃሕ/Hegemonic/ ናይ ከተማ ህዝቢ ብፍላይ ድማ መናእሰይ ኣብ ዝተፈላለለዩ እቶት ዝረኽቡሉ ልምዓታዊ ምንቅስቓስ ክኣትዉ ምግባር ስራሕዘይብሉ ናይ ከተማ መንእሰይ ኣብ ልምዓትደ.ኣ.ን.ትን ኣብ ናይ ከተማታት ልምዓት ስራሕትንብሙሉእ እምነትን ወነን ክዘምት ምግባር እዩ፡፡

Page 8:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ኣንፈት ኣወሃህባ ድጋፍ ግልጋሎት ኤክስቴንሽን ኢንዳስትሪ

• ናይ ግልጋሎት ኤክስቴንሽን ኢንዳስትሪ ድጋፋት እንትንብልብዋናነት ኣብ ኣታሓሳስባ ምህናፅ፣ ክእለት ምምሕያሽ፣ ምዕባይዓቕሚ ኢንተርፕርነርሽፕ፣ምምሕያሽን ምልምማድንቴክኖሎጂታትን ምትእትታው ካይዘንን ዘትኮረ ስራሕቲ እዩ፡፡

• እዚ ድጋፍ እዚ ንኹሉ ኽሽፍን ብዝኽእል ምብፃሕ ዝከኣልውዳበታትን ኣመራርሓን እንተተጠቒምካ ጥራሕ እዩ፡፡ ስለዚውዳበታት ምፍጣር፣ ብመልክዕ ሰራዊት ምንቅስቓስ እቶምመደባት ንምፍፃም ኽካኣል ከም ሓደ ግንባር ተወሲዱ ልምዓታዊመደባት ንምፍፃም ኽካኣል ከም ሓደ ግንባር ተወሲዱ ልምዓታዊሰራዊት ምህናፅ ቁልፊ መደብ ክኸውን እዩ፡፡

• ብመሰረት እዚ ናይ ኢንተርፕራይዛት ክፍተት እናነፀርካ ኣብምምላእ ክፍተት ዝተደረኸ ድጋፍ ክኸውን ይግበር/ድጋፍ ንምህብቅድሚ ምውሳንን ምትላምን ናይቲ ዝድገፍ ደኣንት ንፁርንሙሉእ ሓበሬታን ክህሉ ኣለዎ/፡፡

• ሞዴላትን ዓርሶም ዝኸኣሉ ኢንተርፕራይዛትን ውዳበታትንእናፈጠርካ ባዕሎም ደገፍቲ ክኾኑ እናገበርካ ምኻድ/ገዛ ገዛእናዘርካ ምድጋፍ ክተርፍ ኣለዎ ውፅኢታዊውን ኣይኮነን/

Page 9:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

• ዝሓዝናዮም መደባት ጠንካራ ልምዓታዊ ሰራዊት ብምህናፅ ጥራሕከምዝፍፀሙን ብናይ ሰራዊት ምንቅስቓስ ተዓጂቦም ከምዝፍፀሙኣሚንካ በዚ ቕኒት እዚ ምምራሕ

• ኩሎም ስራሕትና ንሰብ ዋና ኣእሚንካ ብምስራሕን ኣብ ሙሉእግልፅነትን ተሓታትነትን ተመስሪትካ ምስራሕ

• ብሉፃት ተመኩሮታት ባኣግባቡ ብምቕማርን ብምትንታንን ናይምስፋሕ ስራሕቲ ብምስራሕ ኣብ ፅሬትን መጠንን ለውጢ ምምፃእ

• ኣብ ሕድሕድ ምንቅስቓስና ናይ ስርዓትና ሓደጋ ዝኾነ ኣታሓሳስባንተግባርን ክራይ ኣካብነት ካብ ምንጩ ንምድራቕ ብፅንዓትተግባርን ክራይ ኣካብነት ካብ ምንጩ ንምድራቕ ብፅንዓትእናተቓለስካ ምስራሕ

• ትካላዊ ኣሰራርሓ ከይዲ ስራሕናን ኤጀንሲናን ብንፁር ብምፍላጥብእኡ ተገዛኣይ ኮይንካ ምስራሕ

• ኩሎም ስራሕትና ውፅኢት ተኮርን ክዕቀን ብዝኽእልን ግልፅነትንተሓታትነትን ብዘስፍን ኣገባብ ተግባራዊ ምግባር

• ኩሎም እንሰርሖም ስራሕቲ ኣብቲ ግምባር ቀደም ዘለዉውዳበታትን ኣመራርሓን ብዘጠናኽርን ብዘብቅዕን ኣገባብ ክኸውንኣለዎ

Page 10:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ናይ ኢንዳስትሪ ኤክስቴንሽን ግልጋሎት ኣወሃህባ ድጋፍን መተግበሪመይላታትን• ናይ ኤክስቴንሽን ኢንዱስትሪ ግልጋሎት ድጋፍ ማለት ፡-

• ናይ ኢንተርፕራይዛት ፀገም ብምፍላይ ኣብ ድሌት ዝተመስረተዝተማልአ ሓበሬታ ብምውዳብ ስልጠናን ምኽሪን ምሃብ፣ ልምዓትቴክኖሎጂ ፣ ሓበሬታ ስርዓት ዕዳጋ ምሃብን፣ ብሉፃት ተሞክሮታትብምፍላይን ብምፅሟቕን/ብምቕማርን/ ምትሕልላፍን/ምስፋሕን/ ዝሓዘድጋፍ እዩ/ደጋፊን ተደጋፊን ብዝተረዳድእዎ ፕሮግራም እዩ እቲ ድጋፍክወሃብ ዘለዎ/ብመንፅር ክፍተት ፅሬትን መፍረያይነትንምህርቲ/ግልጋሎት/፡፡

• 4ቲኦም ፓኬጃት/ማዕቐፋት/ ናይ ድጋፍ መመሓላለፍቲ መይላታት• 4ቲኦም ፓኬጃት/ማዕቐፋት/ ናይ ድጋፍ መመሓላለፍቲ መይላታት7.1. ተግባር ተኮር /4ቲኦም ፓኬጃት/ማዕቐፋት ስልጠና ማለት

• ብዝተቐመጡ ናይ ድጋፍ ኣንፈታት መሰረት ንደኣንት ኣብ ክእለትንፍልጠትን ኣብ ቴክኖሎጂን እታዎታትን ኣብ ምሕደራ ሒሳብን ስራሕፈጠራን /ኢንተርፕርነርሽፕ/ ከምኡውን ኣብ ካይዘን ዘለዎም ክፍተትብዝግባእ ብምንፃርን ኣብ ድሌት ዝተመስረተን ነቲ ክፍተት ዝምልእ ካብሃገራዊ ናይ ሞያ ስታንዳርድ/EOS/ዝብገስ መሰልጠኒ ማንዋል /ሞጁል/ ኣዳሊኻ ብርኪ ዕቤትን ትሕዝቶ ትካልን መሰረት ብምግባር ብኣርባዕቲኦምፓኬጃት ዝተማለአ ስልጠናን ድጋፍን ብምሃብ ብቑዓትን ኣብ ዕዳጋተወዳደርትን ክኾኑ ምግባር እዩ/ኣብዙይ እቲ ደኣንት ዘይክፍተቱ ብሽምኣርባዕቲኦም ፓኬጃት ክነድክሞን ክነሰላችዎን የብልናን/ ፡፡

Page 11:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

• 4. ናይ ፅሬትን መፍረይነትን/ካይዘን/• 4.1.ዕላማ ካይዘን• ኢንተርፕራይዛት/ደኣንት/ ብዛዕባ ካይዘን እኹል

ግንዛበ ፈጢሮም ኣብ ስራሕ ቦቶኦም ዘለዎምንከጋጥሞም ዝኽእልን ናይ ፅሬትን መፍረይነትንምጉዳል ፣ ናይ ሃፍቲ ብኽነት ምቕናስንመፍረያይነት ዘላቒ መፍትሒ ከምፅኡ ዝኽእሉፍልስፍና ካይዘን ብምትግባር ምህርቲ ፅሬቶምዘመሓይሽሉ ፣ ሃፍቲ ብኽነት ዘወግድሉን ናይዘመሓይሽሉ ፣ ሃፍቲ ብኽነት ዘወግድሉን ናይመፍረያይነት ዓቕሞም ዘዕብይሉን ኩነታትንምፍጣር ዝዓለመ እዩ ::

• ል.በ. ካይዘን ከከም ብርኪ ዕቤቶምን ስፍሓትስረሖምን/ሃፍቶምን ቦቶኦምን/ ክፈላለይኽእል'ምበር ኣብ ኩሎም ብርክታት ዝተዋፈሩኩሎም ደኣንት ክትግብርዎ ዝግባእ ጉዳይ እዩ ::

Page 12:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

4.2. ሓፈሻዊ ዕላማ ካይዘን- ፅሬት ምምሕያሽ፣ መፍረያይነት ምዕባይን4.2. ሓፈሻዊ ዕላማ ካይዘን- ፅሬት ምምሕያሽ፣ መፍረያይነት ምዕባይንብኽነት ምውጋድን እንትኸውን እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ዕላማታት/ረብሓታትኣለውዎ፡፡• ግዜ፣ቦታ፣ገንዘብ ካልኦት ሃፍትን ይቑጥብ፡፡• ዝተመሓየሸ ናይ ስራሕ ኩነታት ይፈጥር• ናይ ቅደም ሰዓብ ኣካይዳ ንኽህሉ ይገብር• ዝተመሓየሸ ናይ ጉጅለ ስራሕ ኣፈፃፅማ የረጋግፅ• ዕግበት ዓሚል የውስኽ፡፡• ሓደጋታት ይቕንስ፡፡• ሓበሬታ ብቐሊሉ ንኽርከብ ይገብር፡፡• ዝተመሓየሸ ናይ ስራሕ ወነ ይፈጥር፡፡• ዝተመሓየሸ ናይ ስራሕ ወነ ይፈጥር፡፡• ብተደጋጋሚ ንዝወሃቡ ስልጠናታት ዝወፅእ ወፃኢ ይቕንስ፡፡• ብዝተቐመጡ ናይ ኣሰራርሓ ቅደም ሰዓባትን ደረጃታትን መሰረት ናይ

ምስራሕ ልምዲ ንክህሉ ይገብር፡፡

4.3. ባህርያት ካይዘን• ቀፃላይን ዘየቋርፅን ምዃኑ• ንኹሉ ኣካል ዘሳትፍን ዝሓቁፍን ምዃኑ• ብዙሕ ወፃኢ ዘይሓትት ምዃኑ• ኣብ ኩሎም ናይ ዘርፊ ዓይነታት/ደኣንት፣ፋብሪካታት ግልጋሎት

ወሃብቲ ትካላት ወዘተ /ክትግበር ዝኽእል ምዃኑ/

Page 13:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

4.4.ካይዘን ንምትግባር ዘድልዩ ወሰንቲ ነጥብታት• ፍልጠት ካይዘን(Knowledge of KAYZEN) • ቅኑዕ ኣተሓሳስባ(Attitude)• ናይ ኩሉ ተሳትፎ(Involvement)• ሙሉእ ድሌትን ድጋፍን(Zealous)• ብዛዕባ ካይዘን ክተምህርን ክትመሃርን ድሌት(Education)• ካይዘን ብቐፃልነት ምትግባርን (Never-ending)እዮም

4.5. ውፅኢታዊ ዝኾነ ናይ ፅሬትን መፍረይነትን/ካይዘን/ስርዓት ኣብኢንተርፕራይዛት ንምትግባር ክንክተሎም ዝግባእ ተግባራት፡• ፈለማ ናይቲ ኢንተርፕራይዝ ጭቡጥ ባይታ ዝገልፁ መረዳእታታት

ብፅሑፍ፣ብቑፅሪ፣ብፎቶን ብቪድዮን ህልዊ ናይ ስራሕ ምንቅስቓሱን ዝገልፅ ንድፊብዝግባእ ምድላውን ምሓዝን/ምምዝጋብን/

• ካብቲ መረዳእታ ብምብጋስ ቀንዲ ቀንዲ ክፍተታት/ፀገማት/ምፍላይን ምንፃርን• ካብቲ መረዳእታ ብምብጋስ ቀንዲ ቀንዲ ክፍተታት/ፀገማት/ምፍላይን ምንፃርንምስተገበረ ናይቶም ክፍተታት/ፀገማት/መበገሲኦም ምትንታንን ምውዳብን

• ንእቶም ዝተፈለዩ ክፍተታት ብምንታይ ዝኣክል ሐዚ ካብዘለዉ ብፅሬትንመፍረይነትን/ካይዘን/ፍልስፍናን ኣሰራርሓታትን /መሳርሒታትን/ብምጥቃምምምሕያሽ ከምዝከኣል ንፁር ሽቶ/ቤንች ማርክ/ ምቕማጥ

• ንዝተፈለዩ ክፍተታት መፍትሒ ክኾኑ ዝኽእሉ መሳርሕታትን ኣሰራርሓታትንምምራፅን ነቲ ትካል/ኢንተርፕራይዝ/ብዝጥዕም/ብዝምቹ/መልክዑ ምድላው

• ዝተዳለዉ ናይ መፍትሒ ሓሳባት/መሳርሕታተ/ተግባራዊ ንምግባር ዝርዝር መተግበሪትልሚ ምድላው

• እቲ ዝተመረፀ ናይ መፍትሒ ኣሰራርሓ/ስጉምቲ/ምትግባር• እቲ ዝተፈፀመ ናይ ተግባር ኣፈፃፅማ ምስቲ ብመንፅር ሽቶ ዝተቐመጠ ምውድዳር

እዮም በዚ መሰረት ካብቶም ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ነጥብታት ብምብጋስ ዝተረኸበለውጢ/ኣፈላላይ/ ብመንፅር ምስቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ውፅኢት ብምሕሳብ(Calculate) ናብ ገንዘብ ብምልዋጥ ምስራሕን ምትግባርን የድሊ::

Page 14:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

• 4.6. ትርጉምን ፅንሲ ሓሳብን ኣመራርሓ ስራሕ ካይዘን• 4.7. ካይዘን እንታይ ማለት እዩ?• ካይዘን ናይ ጃፓን ቃል ኮይኑ ትርጉሙ ካይ (Kai) ማለት ለውጢ ዘን

(Zen) ማለት ድማ ምምሕያሽ እንትኾን ብድማር ካይዘን ማለትቀፃልነት ዘለዎ ለውጢ ወይ ምምሕያሽ /Continuous improvement / ማለት እዩ::ጥቕልል ብዝበለ መልክዑ እንትግለፅ ካይዘን ማለት ኣብቀፃልነት ዝተመስረተ ዘሐሸ ለውጢ ወይ ምምሕያሽ ማለት እዩ፡፡ (Kaizen=Quality & Productivity Improvement)

• 4.8. ካይዘን ካበይ መፂኡ? • ካይዘን ካብ ሃገረ ጃፓን ዝመፅአ እዩ ። ድሕሪ ውግእ 2ይ ዓለም ጃፓን

ዳርጋ ዝፈረሰት ሃገር እያ ነይራ:: እዚ ዝወደቐ ኢኮኖሚ ኣጠጢዓ ኣብዓለም ጠንካራ ኢኮኖሚ ክተምፅእ ዘኽአላ ብካይዘን ናይ ኣመራርሓዓለም ጠንካራ ኢኮኖሚ ክተምፅእ ዘኽአላ ብካይዘን ናይ ኣመራርሓጥበብ እዩ::

• 4.9. እንታይነት ካይዘን• ካይዘን ኣብ ምህርቲ ከይዲ ውሽጢ ዝረአዩ ብኽነት ብምውጋድ ወይ

ብምቕናስ ዘለና ሃፍቲ ብቁጠባን አዋፃአይ ብዝኾነ መንገድን ንምጥቃምብምኽኣል ቀፃልን ዘየቋርፅን ናይ ምህርቲ ፅሬትን መፍረይነትንንምዕባይ ዘኽእል ኣሰራርሓ እዩ ፡፡

• ናይ ካይዘን (KAIZEN)ናይ አመራርሓ ፍልስፍና ዝተጀመረን ብስፍሓትኣብ ስራሕ ዝዋዓለን ኣብ ጃፓን እንትኸውን ካልኦት ናይ ኤሲያ፣ላቲንአሜሪካ፣ ምብራቕ አውሮፓን ኣብ ቀረባ ጊዜ ድማ ናይ አፍሪካ ሀገራትነቲ ፍልስፍና ናብ ዓደን አሰጋጊረን ኣብ ምትግባር ይርከባ፡፡

Page 15:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

------ናይ ካይዘን ኣመራርሓ ትኹረት ዝህቦም ነባራዊ ኩነታት ምርዳእንናይ ስራሕ ከባቢ ምምሕያሽን እዮም ፡፡ እዚ ናይ ጃፓናውያን ናይኣመራርሓ ጥበብ ሓደ ትካል ዘለዉዎ ዋናዋና ፀገማት ብምፍላይ ይጅምር፡፡ ፀገማቱ ምስ ነፀረ ኩሉ ሰራሕተኛ ብዝተቐናጀወ መልክዑ ንኽሳተፍብምግባር ናይ መፍትሒ መማረፅታት ምስ ኣቐመጠ እቲ ዝሐሸ ናይመፍትሒ መማረፂ ብምውሳድ ይትግብር ፡፡ እዚ ተግባር እዙይ ቀፃልነትብዘለዎ መልክዑ እንትትግበር ለውጥን ምምሕያሽን ብዘየቋርፅ ኩነታትዝርከበሉ ኣሰራርሓ ይፍጠር፡፡• ኣብ አመራርሓ ስራሕ ጃፓናውያን ካይዘን ማለት ኩሉ ናይ ትካል

ሰራሕተኛ ካብ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ክሳብ ማእኸላይን ታሕተዋይን ዘሎኣመራርሓን ሰራሕተኛን ዘሳትፍ ቀፃልነት ዘለዎ ምምሕያሽ(continuous improvement) እዩ ፡፡ ምኽንያቱ ተሳትፎ ኣብ ኩሉደረጃታት ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ኣብ ምፍላይ ፀገም ፣መፍትሒ ኣብ(continuous improvement) እዩ ፡፡ ምኽንያቱ ተሳትፎ ኣብ ኩሉደረጃታት ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ኣብ ምፍላይ ፀገም ፣መፍትሒ ኣብምምንጫው፣ ኣብ ምፍፃምን ምግምጋምን ቁልፊ ሚና ስለ ዝፃወት እዩ፡፡

• ዋላ እኳ ካይዘን ዝተፈላለዩ መተግበሪ ዘዴታት ዘለውዎ እንተኾነ እቲብስፍሓት ዝፍለጥ ሜላ ግን 5s እዩ፡፡5‘s’ኣብዚ ማንዋል እዙይ 5‘ም’ ብዝብል ምስ ናይ ትግረኛ ቋንቋ ብዝጣዓዓም መልክዑ ሽም ተዋሂብዎኣሎ፡፡

• 5‘s’ ወይ 5‘ም’ታት ዝውክልዎ ኣብ ስራሕ ቦታ ዝትግበሩ ሓሙሽተተግባር-ተኮር ምምሕዳርን ዲስፕሊንን እዮም፡፡ብምዃኖም እውንንካይዘን ትግበራ ከም መሰረታውን ናይ መጀመርያን ኣካል እዮም፡፡

Page 16:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

• 5‘s’ ወይ 5‘ም’ ካይዘን ኣብ ተግባር ንክውዕል ኣብ ዝግበር ምንቅስቓስእንጥቀመሉ መሳርሒ (tool) እንትኸውን ናይ 5‘s’ ምትግባር መሰረታዊዕላምኡ ድማ ዘይተዝረኽረኸ፣ ፅሩይን ግልፅን ናይ ስራሕ ቦታ ምፍጣር እዩ፡፡

• ካይዘን ብተናፃፃሪ ኣብ መፍረይቲ ድርጅታት(Manufacturing enterprises) እንትትግበር ርኡይን ዝሐሸን ለውጢ ዘለዎ እኳ እንተኾነ ኣብ ስራሕቲ ንግዲማለት እውን ሸቐጣ ሸቐጥ (Merchandise business)፣ ኣብ ኣገልግሎትወሃብቲ ተካላት(Service Providing Enterprises)፣ ናይ ህዝቢን (Public Enterprises) ንትርፊ ዘይተመስረቱ ትካላትን (Non-Profit Organizations) ኣግሮ-ሮሰሲንግ (Agro-Prossesimg Business) እውንካብ ናይ መፍረይቲ ድርጅታት ብዘይነኣኣስ ውፅኢት ክስረሐሉ ይኽእል እዩ ፡፡

• 4.10. ምትእትታው ካይዘን ንምንታይ ኣድልዩ?• 4.10. ምትእትታው ካይዘን ንምንታይ ኣድልዩ?

• 4.10.1 ተግባራት ካይዘን

• ቀንዲ ዕላማ ናይ ሓደ ኩባንያ(ትካል) መትረፋይ ምዃን እዩ። መትረፋይነትኩባንያ እንተተረጋጊፁ ፤ እቲ ኩባንያን ናይቲ ኩባንያ ሰራሕተኛታትን ኩነታትናብራ ዝሓሸን ኣተኣማማንን ይኸውን። መትረፋይነት እቲ ኩባንያ ንምዕባይፅሬት፣ ወፃኢን መረከቢ ግዘን ዝዓዘዘ ኣስተዋፀኦ ዘለዎም መሰረታዊ ነገራትእዮም ። ፅሬት፣ወፃኢን መረከቢ ግዘን ንምስትኸኻል ትግበራ ካይዘን ቁልፊኣስተዋፀኦ ኣለዎ ። ካይዘን ኣብ ከይዲ ምፍራይ አብ ኢድና ዘሎ ሃፍቲ ብዝሓሸኢኮኖሚያዊን መዋፃኢን ብዝኾነ መንገዲ ምጥቃም ካብ ምኸኣሉ ብተወሳኺቀፃልን ዘየቋርፅን ፅሬትን ምህርትን መፍረያይነትን ንምፍራይ የኸእል ።

Page 17:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

I. ናይ ካይዘን መሰረታዊ መትከላት(መለለይኡ)I. ናይ ካይዘን መሰረታዊ መትከላት(መለለይኡ)• ፍልስፍና ካይዘን ካብ ካልኦት ኣሰራሓታት ዝፍለየሉ መሰረታዊ ጉዳያት1. ካይዘን ከም ናይ ለውጢ ኣመራርሓ ፍልስፍና መጀመርያ እምበር መወዳእታዘይብሉ ምዃኑ• ስለዚ ዘየቋርፅ ምምሕያሽ ሓደ መለለይኡ እዩ ፡፡2. ካልእ መለለይኡ ኣሳታፋይነቱ እዩ• ኩባንያ ኣቀፍ ናይ ፅሬት ምልዕዓል ይፈጥር• ኣብቲ ኩባንያ ዘለው ላ/ኣመራርሓ፣ ማ/ኣመራርሓ፣ ታ/ሰራሕተኛ ንኹሉ

የሳትፍ• ናይ ምህርቲ ፅሬት መረጋገፂ ውዳበ ከመይ ከም ዝውደቡ፣ ሽግራት ከመይ ከም

ዝንፀሩ መፍትሒ ሓሳባት ኣብ ምምንጫው ከመይ ከምዘሳተፉ የቐምጡ ( ኩሉይሳተፈሉ/ ይሳተፈሉ/

3. እቲ ዝመፅእ ለውጢ ዙርያ መላሽ ለውጢ ምዃኑ ( ኣብ ፍልጠትን ክእለትን፣ ኣብ ኣሰራርሓ ፣ ኣብ ኣራኣእያ ዘወተ..) ዙርያ መላሽ ለውጢ ዘረጋግፅ መሳርሒከም ዝኾነ• ኣብዚኦም ዝተመዝገቡ ለውጥታት ብትኽክል ተረዲኦም ካብዚ ተላዒሎም

ሓዱሽ ለውጢ ንምምፃእ ብኣግባቡ ይጥቀመሉ4. ካይዘን ናይ ውሽጥኻ ( ናይ ባዕልኻ ጉደለት) ባዕልኻ ነቒስካ ምውፃእንተቓሊስካ ምስጋርን ዝሓትት ምዃኑ• ናይ ካይዘን ኣሰራርሓ ፍልስፍና ብባህሪኡ ብዙሕ ወፃኢ ዘይሓትት ምዃኑ• ነዚ ፍልስፍና እዚ ንምትግባር ቁርፀኛ ምዃን ከም ዝሓትት

Page 18:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

• ካይዘን 5’S መሳርሕታትን 7 ናይ ብኽነት /7 Wastes/ • ኣወጋግዳ ስነ-ስርዓት መተግበሪ መምርሒ• መሰረታዊ ሓቕታት ካይዘን• ካይዘን እንታይ እዩ? ካይዘን ከም ናይ ኣመራርሓ ጥበብ :: • እዚ ናይ ኣመራርሓ ጥበብ -እቲ ትካል ዘለውዎ ዋና ዋና ፀገማት

ብምፍላይ ይጅምር::ዝተለለዩ ሽግራት ኩሉ ሰራሕተኛብምውዳብ ከሳተፍ ብምግባር መፍትሒ የቐምጥ ብዝተቐመጠመፍትሒ ድማ ይትግብር ::

• ዋና ዋና ሽግራት ምስተፈትሑ ኣብ ትሕቲ ዓበይቲ ሽግራትተሸፊኖም ዝፀንሑ ኣናእሽተይ ሽግራት ጎሊሆም ስለዝወፅኡተሸፊኖም ዝፀንሑ ኣናእሽተይ ሽግራት ጎሊሆም ስለዝወፅኡነዚኦም እውን ብተመሳሳሊ መንገዲ ተወዲብካ መፍትሒብምቕማጥ ምትግባር:: እዚ ኣካይዳ ቀፃልነት ብዘለዎ መልክዕብምትግባር ቀፃልነት ዘለዎ ለውጥን ምምሕያሽን ከምፅእዝኽእል አሰራርሓ እዩ::

• ሓሙሽተ ‘S’ ካይዘን ንምትግባር ኣብ ዝግበር ምንቅስቓስንስራሕ ምችው ዝኾነ ከባቢ ንምፍጣር ፀገማት ምፍታሕናኣይተርፍን ቀንዲ ዕላማ ትግበራ ሓሙሽተ ‘S’ /Visual work place/ ዘይተዝረኽረኸ ፅሩይን ግልፅን ዝኾነ ናይ ስራሕ ከባቢምፍጣር እዩ::

Page 19:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

2. መርሆታት ካይዘን• መምርሒ ካይዘን ሓሙሽተ ‘S’ እንዳተግበርና /Visual work place/

ምስፈጠርና ኣብ ኩሎም መደባት ዝህልው ብኽነታት እንዳወገድናን/እንዳቐነስናን እዙይ ቐፃልነት ዘለዎ ምምሕያሽ ንምምዝጋብ ክጥቐሱዝግቦኦም 10 መትከላት ኣለዉ::

1. ዝፀንሑን ዝተለመዱን አካይዳታት ምውጋድ• በቢእዋኑ ተለዋዋጣይ ዝኾነ ናይ ዓሚል ድልየት ንምርዋይ ብዝተለመደ ናይ

ኣሰራርሓን ኣመራርታን ምኻድ ኣይካኣልን:: ብዝተለመደ ኣሰራርሓንኣመራርታን ይኺድ እንተተብሃለ ካብ ውሱን እዋን ሓሊፉ ከዛልቕ አይኽእልንስለዙይ በቢደረጅኡ ዘሎ ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ዝተለመዱ አሰራርሓታትበቢእዋኑ ቀፃልነት ብዘለዎ መንገዲ ኣብ ሕቶ ውሽጢ ከእትዎ ይግባእ:: ብዝተለመደ መንገዲ ኩሉ ጊዜ ክረዊ የብሉን:: ካብ ዝተለመደ መንገዲምስራሕ ይከኣል’ዶ? ዝብል ናይ ኩሉሻዕ ሕቶ ክኸውን ይግባእ ሓዱሽምስራሕ ይከኣል’ዶ? ዝብል ናይ ኩሉሻዕ ሕቶ ክኸውን ይግባእ ሓዱሽዝተመሓየሸ ኣካይዳ ከምዝህሉ አሚኑ ክዳሎ ኣለዎ::

2. ሓደሽቲ ኣካይዳታት ምፍጣር• ዝተለመዱ ኣሰራርሓታት ዝትክእ ሓዱሽ ኣሰራርሓን ኣካይዳን ከይሓዝካ

ንዝተለመደ ኣሰራርሓ ኩሉ ጊዜ እንተረገምናዩ/አንተወገዝናዩ ለውጢ ከምፅእኣይኽእልን:: ሓደሽቲ ኣካይዳታትን ኣሰራሓታትን ብዝተፈላለየ መንገዲምርካብ ይካኣል:: ኣብ ዝተዋፈርካሉ ዓውደ ሰራሕ ካልኦት ዝበፅሕዎ ብርኪንምፍላጥ ምፅዓርን ምስ ኩነታትካ አገናዚብካ ኣብ ተግባር ምውዓል ናይሰራሕተኛታት ናይ ፈጠራ ክእለት ምትብባዕ ኩሉ ሰራሕተኛ ኣሰራርሓታትንምምሕያሽ ኩሉ ጊዜ ክፅዕር ሓደሽቲ ሓሳባት ከፍልቕ ኣሳታፋይ ዝኾነኣሰራርሓ ክህሉ ኣለዎ:: ዝተመሓየሸ ኣሰራርሓን አካይዳን ኣብ ዝተረኸበእዋን ጊዜ ከይወሰድካ ከይተጠራጠርካ ምትግባርን ኣብ ትግበራ ዝተረኸበተሞክሮ እንዳመሓየሽካ ምኻድ የድሊ::

Page 20:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

3. ሽግር ዘይምፍራሕ• ኣብ ስራሕ እዋን ሽግር ምፍጣሩ ዘይተርፍ እዩ:: ሽግር ክፈጠር

አይነበሮን/ኣይምተገበአን ኢልካ ምሕሳብ ኣይከኣልን:: ሽግር እንተዘይተፈጢሩ ሽግርንምፍታሕ ሓዱሽ ናይ ኣሰራርሓን ኣካይዳን ለውጥን ምምሕያሸን ምምፃእ ኣይከኣልን:: ሽግር መፍትሒ የምፅእ ኣብዚ ዘይድለ ነገር ሽግር ምህላው/ምፍጣሮም ከይኮነሰሽግራት/ፀገማት ፈሊኻ ብምፍላጥ መፍትሒ ክርከበሎም ዘይምግባር እዩ:: ናይ ሽግራትመልከዓትን ትሕዝቶን ክለዋወጥ እንተዘይኾይኑ ካብ ሽግር ነፃ ዝኾነ ናይ ስራሕምንቅስቓስ ክህሉ ኣይኽእልን:: ብቐፃልነት ሽግራት ይኽሰቱ እዩም ብቐፃልነት ድማመፍትሒ ይደልዩ::

4. ንሽግራት ዘየድሊ ሰበብ/ምኽኒት ዘይምቕራብ• ኣብ ስራሕ እዋን ሽግራት ምፍጣሮም ኣይተርፍን:: ይኹን’ምበር ሽግራት ፈሊኻን

ፈሊጥካን መፍትሒ ንምርካብ ክንዲምፅዓር ዘየድሊ ሰበብ ምድርዳር ጎዳኢ ምዃኑምርዳእ የድሊ:: እቲ ሽግር ዝተፈጠረ ከምዚ ስለዝኾነ ከምቲ ስለዝኾነ እንዳበልካ ጊዜካብ ምብኻን ወፃኢ እቲ ሽግር ዝፈትሖ ኣይኮነን:: ስለዙይ ኩሉ በቢብርኩ ኣብ ስራሕዝተዋፈረ ሽግራት ክኽሰቱ ሽግራት ንምፍታሕ’ምበር ሰበብ ኣብ ምድርዳር ክነትኩርዝተዋፈረ ሽግራት ክኽሰቱ ሽግራት ንምፍታሕ’ምበር ሰበብ ኣብ ምድርዳር ክነትኩርየብልናን::

5. ናይ ሽግራት ቀንዲ ምኽንያት ክሳብ ንፈልጥ ምሕታት• ሽግራት እንትፍጠሩ ንምፍታሕ ክነትኩር ኣለና እንትበሃል ናይቶም ሽግራት መንቀሊ

ንምፍላጥ ምፅዓር ኣየድልን ማለት ኣይኮነን:: ሽግራት ብዘይ ምኽንያት ኣይፍጠሩንይኹን’ምበር ኩሎም ምኽንያታት ብተመሳሳሊ ደረጃ ናይቶም ሽግራት መንቀሊ ክኾኑኣይክእሉን:: ናይቲ ሽግር መንቀሊ ክሳብ ዘይተፈለጠ እዋን ብኣናእሽተይ ምክንያታትአተኩርና ዝወሃቡ መፍትሕታት ውፅኢታዊ ኣይኸውንን:: ሽግራት ንጊዚኡ ዝተፈትሑእንተመሰለ ተመሊሶም ምምፀኦም ኣይተርፍን:: ስለዙይ ቀንዲ ምክንያት ክሳብ ዝፍለጥንምንታይ ከምዚ ኮይኑ ኢልካ ደጋጊምካ ምሕታት ኣድላይ እዩ:: አቲ ወሳኒ ነገር ናይቲሽግር መንቀሊ ኣብ ዝተፈለጠሉ እዋን ብሙሉእ ዓቅሚ ተረባሪብካ መፍትሒ ምምፃእእግረ መንገዲ ካልኦት ደቀቕቲ ሽግራት ሓቢሮም ክፈትሑ ይገብር:: ሰለዝኾነ እቲ ወሳኒናይ ሽግራት መንቀሊ ክሳብ ዝፍለጥ ምሕታት ኣድላይ እዩ::

Page 21:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

6. ጉድለት ዘይብሉ ውፅኢት ዘይምሕላው• ሓደሸቲ ኣሰራርሓን ኣካይዳን ኣብ ተግባር ኣብ ዝውዕልሉ እዋን ሙሉእ ብሙሉእ

ውፅኢታዊን እንከን ዘይብሉን ኢልካ ምሕላው ኣይከኣልን:: ሓዱሽ ኣሰራርሓአተኣታቲና ምንም ለውጢ ዘየምፅእ እንተኾይኑ ካብ መጀመሪኡ መፍትሒ ኣብ ምድላይሽግር ምንባሩ ዘርኢ ስለዝኾነ ጊዜ ከይወሰድካ ቶሎ ካሊእ መፍትሒ ምድላይ ከድሊእዩ:: እዚ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ ዝኾነ እዋን ኣብ ስራሕ ክትግበር ዝድለ ሓዱሽ ኣሰራርሓብዘይምንም ሽግር ኣብ ተግባር ክውዕል እዩ ኢልካ ምሕሳብ ድማ የዋህነትእዩ::ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ኣብ ሓዱሽ ኣሰራርሓታት ዝተወሰኑ ሽግራት ክረኣዩይኽእሉ እዩም:: ኣብ መጀመርያ ትግበራ ሓዱሸ ኣሰራርሓ ልዕሊ 50% ለውጢእንተተራእዩ እቲ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ናይ ውፅኢታዊነት ምልክት እዩ:: ሰለዙይ በቲዝተጀመረ ሓዱሽ ኣሰራርሓ ምቕፃል የድሊ::

7.ጉድለታት ቶሎ ምስትኽኻል• ሓዱሽ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ኣብ ዝውዕለሉ እዋን ቅድሚ ሕዚ ዘይተራኣዩ ሽግራት

ክረኣዩ ይክእሉ እዩም:: እዞም ሽግራት ብዘይ ምኽንያት ስለዘይመፅኡ ንምንታይመፂኦም ኢልካ ብምሕታት ናይቶም ሽግራት መንቀሊ ፈሊጥካ መፍትሒ ምሃብ የድሊ:: መፂኦም ኢልካ ብምሕታት ናይቶም ሽግራት መንቀሊ ፈሊጥካ መፍትሒ ምሃብ የድሊ:: ሽግራት ወይ ጉድለታት ኣብ ዝረኣይሉ እዋን ከይተዝናነኻ ብቑልጡፍ መፍትሕታትምድላይን ምቕማጥን ኣማራፂ ዘይብሉ እዩ:: ሽግራት ከይተፈትሑ እንተፀኒሖምእንዳበኣሱ/ እንዳገደዱ/ስለዝኸዱ ኣብ ተግባር ተስፋ ናይ ምቑራፅ ስምዒት ስለዝፈጥሩኣብ ለውጢ እምነት ከይተሕድር ሰለዘግብር ንሽግራት ጊዜ ከይሃብካ ብቕልጡፍ ናይምፍታሕ ልምዲ ኣብ ዝኾነ ቦታን እዋንን ምሕናፅ የድሊ::

8. ዘየድሊ ወፃኢታት ዘይምውፃእ• ሓደሽቲ ናይ ምምሕያሽ ከይዲታት ኣብ ተግባር ኣብ ዝውዕልሉ እዋን ዘየድሊ ወፃኢ

ክነውፅእ የብልናን ወይ ድማ ለውጢ ተግባራዊ ንምግባር ብዙሕ ወፃኢ ክሓተና እዩ ካብዝብል ኣተሓሳስባ ካብ ለውጢ ክነንሳሕብ/ ንድሕሪት ክንብል ኣይግባእን ለውጢንምምፃእ ኣብ ኢድና ብዝርከብ ሰብኣውን ማተርያላዊ ዓቕሚ ንኽንፈትሖ ክንፅዕርይግባእ::

Page 22:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

9. ውፅኢታውነት ጉጅለ ስራሕ ብዝግባእ ምፍላጥ• ኣብ ለውጢ ወይ ቀፃላይ ናይ ምምሕያሽ ከይዲ ኣብ ዝኾነ ናይ ስራሕ

ምንቕስቓስ ናይ ጉጅለ ፃዕሪ ኣማራፂ የብሉን:: ካብ ሓደ ፈላጥ ብዙሓትተግበርቲ/ፈፀምቲ ዘመንጭውዎ ሓሳብን መፍትሕን ውፅኢታዊይኸውን ብጉጅለ ዝተወደቡ ሰባት ካብዘለዎም ልምዲ ብምብጋስዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ከምፅኡ ይኽእሉ ብተግባር እንዳተምሃሩሽግራት ብእዋኑ ሪኦም መፍትሒ ክህቡ ይኽእሉ እዩም:: ናይ ፈላጣትንናይ ገንዘብ ወፃኢ ሽግራትን ጉጅለ ብዝህብዎ ናይ መፍትሒ ኣማራፂክትካእ ይኽእል እዩ:: ብሓፈሻ ቀፃሊ ናይ ምምሕያሽ ከይዲ ውፅኢታዊክኸውን ይገብሩ እዩም:: ስለዝኾነ ኣብ ቀፃላይ ናይ ለውጢ ከይዲ ናይጉጅለ ስራሕ ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ::

10. ኩሉ ኣካል ለውጥን ምምሕያሽን ከምዘድሊ ምእማን10. ኩሉ ኣካል ለውጥን ምምሕያሽን ከምዘድሊ ምእማን• ሓደ ሽግር እንትፍጠር መፍትሒ ደሊኻ ኣብ ተግባር ምስ ኣውዐልካዮ

ብድሕሪኡ ብዝተረኸበ ለውጢ ዓጊብካ ምድቓስ ኣይግባእን:: በዘየቋርፅናይ ምምሕያሽን ለውጥን ከይዲ ከምዘለና ክንግንዘብ ይግባእ:: ኩሉጊዜሽግር ይህሉ ኩሉጊዜ ኣብዚ ዓለም ሓዱሽ ክስተት ይኽሰት ኩሉጊዜናይ ዓሚል ድልየት ይልወጥ ኩሉጊዜ ናይ ቢዝነስ ኣሰራርሓ ይቕየርኩሉጊዜ ተወዳደርቲ ኣካይዶኦም ይቕይሩ ስለዙይ ኩሉጊዜ ለውጥንምምሕያሽን ከምዘድሊ ፈሊጥና ኩነታት ብትኹረት እንዳተኸታተልናእዋናዊ ስጉምቲ ምወሳድ የድልየና::

Page 23:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ናይ ጃፓናውያን

ቓል እንግሊዘኛ ቓል ትግርኛ ቓል ሓፈሻዊ ትርጉሞም

Seiri Sort ምፍላይ

ዝድለ ካብ ዘየድሊ ብምፍላይ እቲ ዘየድሊ

ምውጋድ

Seiton Set in Order ምቕማጥ ንኹሉ ነገር ቦታ ኩሉ ነገር ኣብ ቦትኡ፡፡

እንሰርሐሉ ቦታን፣ እንሰርሐሎም መሳርሕታትን

Seiso Shine ምፅራይ/ምፅራግ

ማሽናትን ፅሬቶም ብምሕላው ዘለውዎ ኩነታት

ምፍታሽ፡፡

Seiketsu Standardise ምልማድ

3ቲኦም “ም”ታትብኣግባቡ ብምትግባር ናይ ስራሕ

ቦታ ምድርጃውን ሓደ ዓይነት ኣሰራርሓ

ምዝርጋሕን፡፡

Shitsuke Sustain

ምዝላቕ/ምቕፃ

እቲ ኣሰራርሓ ብምልማድ ደምቢ ስራሕ ብምግባረ

ብቐፃልነት ምትግባር፡፡

Page 24:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

22. . 55ቲኦምቲኦም ‘‘ምም’ ’ ታትታት ((55S)S) ናይናይ ካይዘንካይዘን ትግበራትግበራመጀመርቲመጀመርቲ ከምከም ምዃኖምምዃኖም መጠንመጠን ካይዘንካይዘንውፅኢታዊውፅኢታዊ ብዝኾነብዝኾነ መንገዲመንገዲ ክስርሐሉክስርሐሉ ወይወይክትግበርክትግበር ዝኽእልዝኽእል55ቲኦምቲኦም ‘‘ምም’ ’ ታትታት((55S)S)ከከምከከምናይናይ ኣፈፃፅማኣፈፃፅማ ኩነታቶምኩነታቶም እንትትግበሩእንትትግበሩ እዩእዩ። ።

ብምዃኑብምዃኑ''ውንውን ኩሉኩሉ ሰራሕተኛሰራሕተኛ ብምስታፍብምስታፍብምዃኑብምዃኑ''ውንውን ኩሉኩሉ ሰራሕተኛሰራሕተኛ ብምስታፍብምስታፍናይናይ ስራሕስራሕ ቦታቦታ ብፅቡቕብፅቡቕ ኩነታትኩነታትዝተደራጀወዝተደራጀወ፣ ፣ ዝተስተኻኸለዝተስተኻኸለ፣ ፣ ብቐሊሉብቐሊሉፀገማትፀገማት ንምፍላይንምፍላይ ብዘኽእልብዘኽእል መዳይንመዳይንድሕንነቱድሕንነቱ ዝተሓለወንዝተሓለወን ክኾንክኾን ምግባርምግባር እዩእዩ፡፡፡፡

Page 25:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ናይናይ ምፍላይምፍላይ ተግባርተግባር እንታይእንታይ እዩእዩ??

•• ምፍላይምፍላይ ማለትማለት ኣብኣብ ስራሕስራሕ ቦታቦታ ካብካብ ዝርከቡዝርከቡ ዝተፈላለዩዝተፈላለዩ ነገራትነገራት እቶምእቶምዘድልዩንዘድልዩን ዘየድልዩንዘየድልዩን ናይናይ ምፍላይምፍላይ ተግባርተግባር ኮይኑኮይኑ እቶምእቶም ኣድለይቲኣድለይቲ ዝኾኑዝኾኑጥራሕጥራሕ ምትራፍምትራፍ አዩአዩ፡፡፡፡ ዘድልዩናንዘድልዩናን ዘየድልዩናንዘየድልዩናን ምስፈለናምስፈለና እቶምእቶምዘየድልዩናዘየድልዩና ዝበልናዮምዝበልናዮም ክነወግደሉክነወግደሉ እንኽእልእንኽእል መንገዲመንገዲ ንምህዝንምህዝ፡፡፡፡ምውጋድምውጋድ እንትበሃልእንትበሃል ብክልተብክልተ መልክዕመልክዕ ክግለፅክግለፅ ይኽእልይኽእል እዩእዩ፡፡፡፡

ናይናይ ምፍላይምፍላይ ቅደምቅደም ሰዓብሰዓብ (steps for sort)(steps for sort)ናይናይ ምፍላይምፍላይ ቅደምቅደም ሰዓብሰዓብ (steps for sort)(steps for sort)

•• ዝፍለዩዝፍለዩ ነገራትነገራት ብንፁርብንፁር ምሓዝምሓዝ

•• ካርድካርድ ((ቀይሕቀይሕ ብጫብጫ ቆፃልቆፃል ) ) ዝግበረሎምዝግበረሎም ንብረታትንብረታት ነንበይኖምነንበይኖም ምፍላይምፍላይ

•• ናይናይ ዝጠቕሙንዝጠቕሙን ዘይጠቕሙንዘይጠቕሙን መፍለይመፍለይ ረቓሒረቓሒ ምውፃእምውፃእ

•• በብበብ ዝምልከቶምዝምልከቶም ካርዲካርዲ ምልጣፍምልጣፍ

•• እቶምእቶም ዝውገዱዝውገዱ ንብረታትንብረታት ምስምስ ምክንያቶምምክንያቶም ኣብኣብ ቀይሕቀይሕ ካርዲካርዲ ምቅማጥምቅማጥ

Page 26:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

•• ናይናይ ቀይሕቀይሕ፣ ፣ ቆፃልንቆፃልን ብጫንብጫን ካርዲካርዲ ((ታግታግ) ) እንታይነትንእንታይነትን ኣድላይነትንኣድላይነትን

ቀይሕቀይሕ ካርዲካርዲ((ታግታግ))--Red tagRed tag

•• ቀይሕቀይሕ ካርዲካርዲ ንግዚኡንግዚኡ ኣብኣብ ዘይድለዩዘይድለዩ ወይወይዘይሰርሑዘይሰርሑ ((ዝተበላሸዉዝተበላሸዉ) ) ማሽናትንማሽናትን መለዋወጢመለዋወጢኣቑሑትንኣቑሑትን ኣብኣብ ልዕሊኦምልዕሊኦም ብምንጥልጣልብምንጥልጣል ወይወይብምልጣፍብምልጣፍ ዝፅገንዝፅገን፣ ፣ ዝሽየጥዝሽየጥ፣ ፣ ንኻሊእንኻሊእ ዝወሃብዝወሃብ፣ ፣ ብምልጣፍብምልጣፍ ዝፅገንዝፅገን፣ ፣ ዝሽየጥዝሽየጥ፣ ፣ ንኻሊእንኻሊእ ዝወሃብዝወሃብ፣ ፣ ዝድርበ፣ዝቃፀልዝድርበ፣ዝቃፀል፣ ፣ ወዘተወዘተ ተባሂሉተባሂሉ ንምፍላይንምፍላይዝሕግዘናዝሕግዘና ካርዲካርዲ እዩእዩ፡፡፡፡

ኣብነትኣብነት

Page 27:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

•• ቀይሕቀይሕ ካርዲካርዲ//ታግታግ--Red TagRed Tag

•• ዕለትዕለት/date____________________________/date____________________________

•• ታግታግ ቁፅሪቁፅሪ/tag No_______________________/tag No_______________________

•• ዓይነትዓይነት ኣቕሓኣቕሓ/item /item description_______________________description_______________________

•• በዝሒበዝሒ/quantity_________________/quantity_________________

•• ዝርከበሉዝርከበሉ•• ዝርከበሉዝርከበሉቦታቦታ/location________________________/location________________________

•• ምኽንያትምኽንያት/reason /reason for _____________________for _____________________

•• ዝውሰድስጉምቲዝውሰድስጉምቲ/action/action________________________________________________

•• ታግታግ ገባሪገባሪ ኣካልኣካል/name of /name of applicantapplicant_______________

Page 28:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ቀይሕ ካርዲ ንምጥቃዕ ዘድልዩ ነገራት

1..ቀይሕ ካርዲ ዝጥቀዐሎም ንብረታትኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ክልጠፍኣለዎ

2.ኣብ ካርዲ ምጥቃዕ ቅልጡፍ ምዃን

3.ሓደ ካርዲ ንሓደ ንብረት ጥራሕየገልግል

Page 29:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

•• ብጫብጫ ታግታግ እንጥቀመሉእንጥቀመሉ ኣየድልንኣየድልንተባሂሉተባሂሉ ዘይድርበዘይድርበ ግንግን ድማድማዝተወሰኑዝተወሰኑ ፀገማትዝተረኸብዎንፀገማትዝተረኸብዎንጎደሎታቱጎደሎታቱ ተስተኻኺሎምተስተኻኺሎም ኣብኣብጎደሎታቱጎደሎታቱ ተስተኻኺሎምተስተኻኺሎም ኣብኣብጥቕሚጥቕሚ ክውዕልክውዕል ከምከም ዝኽእልዝኽእልንምምልኻትንምምልኻት እዩእዩ፡፡፡፡ ዝስዕብዝስዕብ ምስሊምስሊድማድማ ይህልዎይህልዎ፡፡፡፡

ንኣብነት፡

Page 30:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ብጫብጫ ካርዲካርዲ//ታግታግ--YellowTagYellowTag•• ዕለትዕለት/date_____________________/date_____________________

•• ታግታግ ቁፅሪቁፅሪ/tag No________/tag No________

•• ዓይነትዓይነት ኣቕሓኣቕሓ/item /item description____________________description____________________

•• በዝሒበዝሒ/quantity______/quantity______

•• ዝርከበሉዝርከበሉ ቦታቦታ/location_____________________/location_____________________

•• እቲእቲ ኣቕሓኣቕሓ ዘለዎዘለዎ ኩነታትኩነታት ወይወይ ፀገምፀገም (Item’s current (Item’s current status)______________________________status)______________________________

•• ክግበርክግበር ዘለዎዘለዎ ጥንቃቐጥንቃቐ (Safety precautions(Safety precautions)_______)_______

•• ዝውሰድዝውሰድ መስተኻኸሊመስተኻኸሊ ስጉምቲስጉምቲ/Corrective /Corrective action____action____

•• ታግታግ ገባሪገባሪ ኣካልኣካል/name of /name of applicant_____________applicant_____________

Page 31:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

•• ኣብኣብ ከይዲከይዲ ምፍላይምፍላይ ዝተፈላለዩዝተፈላለዩ ጥረጥረኣቑሑትኣቑሑት፣ ፣ መሳረሒታትመሳረሒታት ወዘተወዘተንዝተደለይሉንዝተደለይሉ ዕላማዕላማ ብቑዓትንብቑዓትንምንምምንም ዓይነትዓይነት ፀገምፀገም ዘይብሎምዘይብሎምምዃኖምንምዃኖምን ንምግላፅንምግላፅ ቆፅለዋይቆፅለዋይምዃኖምንምዃኖምን ንምግላፅንምግላፅ ቆፅለዋይቆፅለዋይካርዲካርዲ ንጥቀምንጥቀም፡፡ ፡፡ ዝስዕብዝስዕብ ምስሊምስሊ ድማድማይህልዎይህልዎ፡፡፡፡

• ንኣብነት፡

Page 32:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ቆፃልቆፃል ካርዲካርዲ//ታግታግ--Green TagGreen Tag

• ዕለት/date____________________________

• ታግ ቁፅሪ/tag No_______________________

• ዓይነት ኣቕሓ/item description__________________

• በዝሒ/quantity________________

• ዝርከበሉ ቦታ/location_________________________

• ናይቲ ኣቕሓ ናይ ብቕዓት መግለፂ (Item’s Current Status)______________________Status)______________________

• ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ዝኾነሉ ጊዜ/expiry date____________

• ክግበር ዘለዎ ጥንቃቐ/Safety precaution____________

• ታግ ገባሪ ኣካል/name of applicant_______________

Page 33:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

22..ምቕማጥ ምቕማጥ (Set in Order or Stablizing)

ምቕማጥምቕማጥ እንትባሃልእንትባሃል ኣብኣብ ምፍላይምፍላይ ዝብልዝብል ከይዲከይዲብዝተገለፀብዝተገለፀ መሰረትመሰረት ሕድሕድሕድሕድ ጥረጥረ ኣቕሓኣቕሓ፣ ፣ መምረቲመምረቲ መሳርሒንመሳርሒን ኣካባቢንኣካባቢን ስርዓትስርዓት ብዘለዎብዘለዎመንገዲመንገዲ ምስተፈለዩምስተፈለዩ ኣብኣብ ቋሚንቋሚን ዝሰማማዕንዝሰማማዕንቦታንቦታን ወይወይ መደርደሪመደርደሪ ብስርዓትብስርዓት ምቕማጥምቕማጥቦታንቦታን ወይወይ መደርደሪመደርደሪ ብስርዓትብስርዓት ምቕማጥምቕማጥማለትማለት እዩእዩ፡፡ ፡፡ ብተወሳኺብተወሳኺ እቶምእቶም ንብረታትንብረታት ኣብኣብዝድለይሉዝድለይሉ እዋንእዋን ብቐሊሉብቐሊሉ ኣብኣብ ዝርከበሉዝርከበሉ ቦታቦታምቕማጦምምቕማጦም ምርግጋፅምርግጋፅ የድሊየድሊ፡፡ ፡፡ እዙይእዙይ ክኸውንክኸውንዝኽእልዝኽእል እውንእውን ኣቐዲምኻኣቐዲምኻ ኣበይንኣበይን ብኸመይንብኸመይንክቕመጡክቕመጡ ከምከም ዝግበኦምዝግበኦም ድሕሪድሕሪ ምውሳንምውሳን እዩእዩ፡፡ ፡፡

Page 34:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ንኣብነትንኣብነት፡፡•• ኣብኣብ መኽዝንመኽዝን ንዝቕመጡንዝቕመጡ ኣቑሑትኣቑሑት ብዝምልከትብዝምልከት ክግበሩክግበሩ ካብካብ

ዝግበኦምዝግበኦም ኣሰራርሓታትኣሰራርሓታት እቶምእቶም ገሊኦምገሊኦም፡፡•• ኣብኣብ መኽዝንመኽዝን ዘለዉዘለዉ ኣቑሑትኣቑሑት ኩሎምኩሎም ብትኽክልብትኽክል ተፈልዮምተፈልዮም

መፍለዪመፍለዪ ካርድካርድ ይልጠፈሎምይልጠፈሎም፣፣•• ካቢኔታትንካቢኔታትን ኣቑሑትኣቑሑት መደርደሪታትንመደርደሪታትን ብቐሊሉብቐሊሉ ዝልለየሉዝልለየሉ

መንገዲመንገዲ ምፍጣርምፍጣር፣፣•• ብዙሕብዙሕ ግዜግዜ እንጥቀመሎምእንጥቀመሎም ኣቑሑትኣቑሑት ዝደሊዝደሊ ሰብሰብ ብቐሊሉብቐሊሉ

ክረኽቦምክረኽቦም ምግባርምግባር፣ ፣ እቶምእቶም መሳርሕታትመሳርሕታት ብቐሊሉብቐሊሉ ክረኣዩክረኣዩዝኽእልሉዝኽእልሉ ሜላሜላ ብምፍጣርብምፍጣር ሰራሕተኛሰራሕተኛ ግዚኡግዚኡ ኣቕሓኣቕሓ ብምድላይብምድላይከየጥፍእከየጥፍእ ምግባርምግባር፡፡፡፡ዝኽእልሉዝኽእልሉ ሜላሜላ ብምፍጣርብምፍጣር ሰራሕተኛሰራሕተኛ ግዚኡግዚኡ ኣቕሓኣቕሓ ብምድላይብምድላይከየጥፍእከየጥፍእ ምግባርምግባር፡፡፡፡

•• መብዛሕትኡመብዛሕትኡ ግዜግዜ እንጥቀመሎምእንጥቀመሎም ማንዋላትማንዋላት ፣ ፣ መፅሕፍቲመፅሕፍቲ፣ ፣ ካታሎጋትካታሎጋት ኣታዊንኣታዊን ወፃኢንወፃኢን ደብዳቤታትደብዳቤታት ወይወይ ሰነዳትሰነዳት ብስርዓትብስርዓትፈሊኻፈሊኻ ምቕማጥንምቕማጥን ብቐሊሉብቐሊሉ ዝልለይሉዝልለይሉ መፍለዪመፍለዪ ቁፅርንቁፅርንምጥቃዕምጥቃዕ፡፡፡፡

•• ብሓፂሩብሓፂሩ ““ንኩሉንኩሉ ነገርነገር ቦታቦታ፣ ፣ ኩሉኩሉ ነገርነገር ኣብኣብ ቦትኡቦትኡ” (A place ” (A place for every thing and Every thing in its Place) for every thing and Every thing in its Place) ብዝብልብዝብልመርህመርህ መሰረትመሰረት ኩሎምኩሎም ነገራትነገራት ብቐሊሉብቐሊሉ ንምንቅስቓስንምንቅስቓስ፣ ፣ ንምልላይንምልላይ፣ ፣ ንምጥቃምንምጥቃም ብዘኽእልብዘኽእል መንገዲመንገዲ ምቕማጥምቕማጥ እዩእዩ፡፡፡፡

Page 35:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

•• እዚእዚ ኣሰራርሓኣሰራርሓ እዙይእዙይ ኣብኣብ መኽዝንመኽዝን ወይወይ ናይናይመኽዝንመኽዝን ኣቑሑትኣቑሑት ጥራሕጥራሕ እንተይኮነስእንተይኮነስ ኣብኣብካልኦትካልኦት ናይናይ መምረቲመምረቲ//መፍረይመፍረይ/ / ቦታቦታ፣ ፣ መሸጢመሸጢቦታቦታ፣ ፣ ቢሮንቢሮን ካልኦትካልኦት ንብረታትንንብረታትን ብተመሳሳሊብተመሳሳሊመንገዲመንገዲ ይሰረሓሉይሰረሓሉ፡፡፡፡

• ኣብ ምቕማጥ ዘድልዩ ነገራት

• ደጊሞም ክጠቕሙ ዝኽእሉ ንብረታት ብቐሊሉ• ደጊሞም ክጠቕሙ ዝኽእሉ ንብረታት ብቐሊሉምቕማጥ

• ንስራሕ ምችው ብዝኾነ ምቕማጥ

• ድሕሪ ስራሕ ናብ ዝነበሮ ምምላስ (ምቕማጥ )

Page 36:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

33..ምፅራይምፅራይ//ምፅራግምፅራግ(Shining/Sweeping)

•• ናይናይ ምፅራይምፅራይ//ምፅራግምፅራግ ፅንሰፅንሰ ሓሳብሓሳብ ዘመላኽቶዘመላኽቶ ሓደሓደ ግዜግዜ ዘድልየካዘድልየካ ካብካብዘየድልየካዘየድልየካ ምስምስ ፈለኻፈለኻ፣፣ መፍለዪመፍለዪ ቑፅሪቑፅሪ ወይወይ ኮድኮድ ምስምስ ሃብካንሃብካንዝቕመጠሉዝቕመጠሉ ቦታንቦታን መደርደርንመደርደርን ምስምስ ወሰንካወሰንካ ሓደሓደ ብሓደብሓደ ናይናይ ምፅራይምፅራይተግባርተግባር ብቐፃልነትብቐፃልነት ምትግባርምትግባር ከምከም ዘድልየካዘድልየካ እዩእዩ፡፡፡፡ ስለዝኾነስለዝኾነ እውንእውንቀፃልነትቀፃልነት ዘለዎዘለዎ ናይናይ ፅሬትፅሬት ስራሕስራሕ የድሊየድሊ ጥራሕጥራሕ ዘይኮነስዘይኮነስ ግዴታግዴታ''ውንውንቀፃልነትቀፃልነት ዘለዎዘለዎ ናይናይ ፅሬትፅሬት ስራሕስራሕ የድሊየድሊ ጥራሕጥራሕ ዘይኮነስዘይኮነስ ግዴታግዴታ''ውንውንእዩእዩ ፡፡፡፡ ምኽንያቱምኽንያቱ ዝተደርበዩዝተደርበዩ በከልትንበከልትን ርሳሓትንርሳሓትን ካብካብ ስራሕስራሕ ቦታቦታኩሉጊዜኩሉጊዜ ብምልዓልንብምልዓልን ብምውጋድንብምውጋድን ክፍጠሩክፍጠሩ ዝኽእሉዝኽእሉ ፀገማትፀገማትብምርኣይብምርኣይ ጥራሕጥራሕ ንኽልለዩንኽልለዩ ስለስለ ዝገብርዝገብር እዩእዩ፡፡፡፡ ንኣብነትንኣብነት ሓደሓደመስርሒመስርሒ ኣቐሓኣቐሓ ሎማዓንቲሎማዓንቲ ተፀሪጉተፀሪጉ ብፅባሒቱብፅባሒቱ ብዘይቲብዘይቲ ተጨማሊቝተጨማሊቝእንድሕርእንድሕር ተረኺቡተረኺቡ እቲእቲ ማሽንማሽን ፀገምፀገም ከምከም ዘለዎዘለዎ የመላኽትየመላኽት፡፡፡፡ ሰለዙይሰለዙይምፅራግምፅራግ ንምርመራንምርመራ ወይወይ ፍተሻፍተሻ ዋናዋና መሰረትመሰረት እዩእዩ፡፡፡፡

Page 37:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

44..ምልማድምልማድ //ምስፋሕምስፋሕ(Standardizing)

••ምልማድምልማድ ማለትማለት 33ቲኦምቲኦም ‘‘ምም’ ’ ታትታት((33S) S) ማለትማለት እውንእውን ናይናይ ምፍላይምፍላይ ፣ ፣ ምቕማጥንምቕማጥን ምፅራይንምፅራይን ተግባራትተግባራትብዝግባእብዝግባእ ብምትግባርብምትግባር እቲእቲ ዝተረኸበዝተረኸበብዝግባእብዝግባእ ብምትግባርብምትግባር እቲእቲ ዝተረኸበዝተረኸበውፅኢትውፅኢት ንደሓርንደሓር ከይምለስከይምለስ ናይናይስራሕስራሕ ቦታናቦታና ምድርጃውንምድርጃውን ሓደሓደዓይነትዓይነት ኣሰራርሓኣሰራርሓ ወይወይ ደረጃደረጃምዝርጋሕንምዝርጋሕን ማለትእዩማለትእዩ፡፡፡፡

Page 38:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

•• ስታንዳርዳይዝስታንዳርዳይዝ ምግባርምግባር እንትባሃልእንትባሃል 33ቲኦምቲኦም ‘‘ምም’’ታትታት ብዝምልከትብዝምልከት ኣብኣብሓደሓደ ናይናይ ስራሕስራሕ ተግባርተግባር ክስርሑክስርሑ ዝግበኦምዝግበኦም ዝርዝርዝርዝር ስራሕቲስራሕቲከምዝኾኑከምዝኾኑ፣፣ መዓዝመዓዝ፣፣ ብኸመይንብኸመይን ብመንንብመንን ከምከም ዝስርሑዝስርሑ ብግልፂብግልፂብሰነድብሰነድ ምቕማጥምቕማጥ ማለትማለት ‘‘ዩ፡፡ዩ፡፡ ስለስለ ዝኾነዝኾነ''ውንውን ዝኾነዝኾነ ሰብሰብ//ሰራሕተኛሰራሕተኛካብካብ ዝመፀዝመፀ ይምፃእይምፃእ ንቲንቲ ሰነድሰነድ ብምርኣይብምርኣይ ኣብቲኣብቲ ሰነድሰነድ ብዝሰፈረብዝሰፈረመምርሒመምርሒ መሰረትመሰረት ብዘይገለብዘይገለ ፀገምፀገም ስርሑስርሑ ንኽሰርሕንኽሰርሕ ዘኽእሎዘኽእሎመስርሕመስርሕ እዩእዩ፡፡፡፡መስርሕመስርሕ እዩእዩ፡፡፡፡

•• ኩሎምኩሎም ናይናይ ደቂደቂ ሰባትሰባት ንጥፈታትንጥፈታት ብምርኣይብምርኣይ ከምከም ዝጅምሩዝጅምሩ ሳይንሳዊሳይንሳዊመፅናዕቲመፅናዕቲ ይሕብርይሕብር ፡፡፡፡ እዙይእዙይ ማለትማለት ድማድማ ደቂደቂ ሰባትሰባት ንሓደንሓደ ነገርነገርብምርኣይብምርኣይ ጥራሕጥራሕ (Innovative Visual Management) (Innovative Visual Management) ንነገራትንነገራት ተገንዚቦምተገንዚቦም ዝተፈላለዩዝተፈላለዩ ተግባራትተግባራት ከተግብሩከተግብሩ ከምከም ኽእሉንኽእሉንዕውትዕውት ዝኾነዝኾነ ዓርሰዓርሰ--ኣመራርሓኣመራርሓ (Self(Self--Management) Management) ንኸማዕበሉንንኸማዕበሉን ይሕግዝይሕግዝ፡፡፡፡

Page 39:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ዝቐፀለዝቐፀለ------

•• ብመሰረትብመሰረት እዙይእዙይ እውንእውን ብምልማድብምልማድ ኩሉኩሉ ሰራሕተኛሰራሕተኛ ንሓደንሓደ ስራሕስራሕብተመሳሳሊብተመሳሳሊ መንገዲመንገዲ ምስርሑምስርሑ ንምርግጋፅንንምርግጋፅን ኣሰራርሓናኣሰራርሓና ደረጅኡደረጅኡንምሕላውንንምሕላውን የኽእለናየኽእለና፡፡፡፡ ንምልማድንምልማድ ፅቡቓትፅቡቓት ተመኩሮታትተመኩሮታትብምፍላይብምፍላይ፣፣ እዞምእዞም ተግባራትተግባራት ግልፂግልፂ ብምግባርንብምግባርን ንተግባራውነቶምንተግባራውነቶምብምዝታይንብምዝታይን ስልጠናስልጠና ብምሃብንብምሃብን ውፅኢታዊውፅኢታዊ ናይናይ ኣሰራርሓኣሰራርሓ ደረጃደረጃብምድላውብምድላው ንቲንቲ ስራሕንስራሕን ኣሰራርሕኡንኣሰራርሕኡን ናይናይ ሓባርሓባር ዝኾነዝኾነ ግንዛበግንዛበብምድላውብምድላው ንቲንቲ ስራሕንስራሕን ኣሰራርሕኡንኣሰራርሕኡን ናይናይ ሓባርሓባር ዝኾነዝኾነ ግንዛበግንዛበንኽህሉንኽህሉ ምኽኣልምኽኣል፡፡፡፡ ኣብዚኣብዚ ናይናይ ኣሰራርሓኣሰራርሓ ደረጃደረጃ ከይዲከይዲ ውሽጢውሽጢዝስዕቡዝስዕቡ ነጥብታትነጥብታት ኣብኣብ ግምትግምት ክኣትዉክኣትዉ ይግበኦምይግበኦም፡፡

•• ሓዱሽሓዱሽ ናይናይ ሰዓትሰዓት ፅንዓትፅንዓት፣፣

•• ሓዱሽሓዱሽ ናይናይ ኣሰራርሓኣሰራርሓ ከይዲከይዲ፣፣

•• ሓደሽቲሓደሽቲ መሳርሒታትመሳርሒታት፣፣ ወዘተወዘተ ፡፡፡፡

Page 40:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

55. . ምቕፃልምቕፃል//ምዝላቕምዝላቕ(Sustaining)(Sustaining)55. . ምቕፃልምቕፃል//ምዝላቕምዝላቕ(Sustaining)(Sustaining)•• ተግባራትተግባራት 44ቲኦምቲኦም ምታትምታት ናይናይ ስራሕስራሕ ባህሊባህሊ ገይርካገይርካ ቀፃልነቱቀፃልነቱ ምርግጋፅምርግጋፅ

እዩእዩ ፡፡፡፡

•• ቐፃልነትቐፃልነት ምርግጋፅምርግጋፅ (Sustaining) (Sustaining) ብባህሪኡብባህሪኡ ድስፕሊንድስፕሊን እዩእዩ፡፡፡፡

•• ድስፕሊንድስፕሊን ድማድማ ቐፃልነቱቐፃልነቱ ክረጋገፅክረጋገፅ ኣለዎኣለዎ፡፡፡፡

•• ናይናይ 55ቲኦምቲኦም ‘‘ምም’’ታትታት ኣሰራርሓኣሰራርሓ ደምቢደምቢ ብምድላውብምድላው ብቲብቲ ደምቢደምቢተገዛኣይተገዛኣይ ብምዃንብምዃን ባህሊባህሊ//ልምዲልምዲ ብምግባርብምግባር ፣፣ ኩሉኩሉ ሰራሕተኛሰራሕተኛ ኣብኣብተገዛኣይተገዛኣይ ብምዃንብምዃን ባህሊባህሊ//ልምዲልምዲ ብምግባርብምግባር ፣፣ ኩሉኩሉ ሰራሕተኛሰራሕተኛ ኣብኣብሰራሕሰራሕ ምውዓሉምውዓሉ ምርግጋፅንምርግጋፅን ትካላዊትካላዊ ኣሰራርሓኣሰራርሓ ምግባርንምግባርን እዩእዩ ፡፡፡፡ንኣብነትንኣብነት በቢወርሑበቢወርሑ ወይወይ ኩሉጊዜኩሉጊዜ ዓርቢዓርቢ ካብካብ 15 15 ክሳብክሳብ 20 20 ደቒቓደቒቓብምሃብብምሃብ ላዕለዎትላዕለዎት ናይናይ ሰራሕሰራሕ ሓለፍቲሓለፍቲ ሓዊሱሓዊሱ ምስምስ ፈፀምቲፈፀምቲሰራሕተኛታትሰራሕተኛታት ብሓባርብሓባር ናይናይ 55ቲኦምቲኦም ‘‘ምም’’ታትታት ኣፈፃፅማኣፈፃፅማ ምግምጋምንምግምጋምንብሓባርብሓባር 55ቲኦምቲኦም ‘‘ምም’’ታትታት ምትግባርንምትግባርን ፡፡፡፡ ናይናይ 55ቲኦምቲኦም ‘‘ምም’’ታትታት ውፅኢትውፅኢትንኻልኦትንኻልኦት ምምሕያሻትምምሕያሻት ከምከም መበገሲመበገሲ ምጥቃምምጥቃም፡፡፡፡

Page 41:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ካይዘን ቦርድካይዘን ቦርድ

•• ካይዘንካይዘን ቦርድቦርድ ናይናይ ካይዘንካይዘን ንጥፈታትንጥፈታት ግልፂግልፂ ኾይኖምኾይኖም ንኽራኣዩንኽራኣዩዝጠቅምዝጠቅም መሳርሒመሳርሒ እዩእዩ፡፡ ፡፡ ንን’’ዞምዞም ዝስዕቡዝስዕቡ ዕላማታትዕላማታት ድማድማ ብዋናነትብዋናነትየገልግልየገልግል፡፡፡፡

•• ተግባራትተግባራት ብዝወፀሎምብዝወፀሎም ናይናይ ጊዜጊዜ ሰሌዳሰሌዳ (Schedule) (Schedule) መሰረትመሰረትምዕባለኦምምዕባለኦም ንምቁፅፃርንምቁፅፃር፡፡፡፡

•• ናይናይ ተልምተልም!!፣ ፣ ስራሕስራሕ!!፣ ፣ ኣረጋግፅንኣረጋግፅን!!ተግብርንተግብርን! ! ዝብሉዝብሉ ዑደታትዑደታት((Cycles) Cycles) ብፅቡቕብፅቡቕ ኩነታትኩነታት እናሰረሐእናሰረሐ ምዃኑምዃኑ ንምርግጋፅንምርግጋፅ ፡፡፡፡((Cycles) Cycles) ብፅቡቕብፅቡቕ ኩነታትኩነታት እናሰረሐእናሰረሐ ምዃኑምዃኑ ንምርግጋፅንምርግጋፅ ፡፡፡፡

•• ምስምስ ካልኦትካልኦት ኣባላትኣባላት ወይወይ ጉጅለጉጅለ ሐበሬታሐበሬታ ንምልውዋጥንምልውዋጥ፡፡፡፡•• ኣባላትኣባላት ኣተሓሳስበኦምኣተሓሳስበኦም፣ ፣ ፍልጠቶምንፍልጠቶምን ክእለቶምንክእለቶምን ብነፃነትብነፃነት ኣብኣብ

ምምፃእንምምፃእን ንለውጢንለውጢ ንኸውዕልዎንንኸውዕልዎን ምችውምችው ኩነታትኩነታት ንምፍጣርንምፍጣር፡፡፡፡•• ካይዘንካይዘን ዘበርከቶዘበርከቶ ኣስተዋፅኦኣስተዋፅኦ ኣፍልጦኣፍልጦ ንምሃብንንምሃብን ንቐፃሊንቐፃሊ ኣብኣብ

ካይዘንካይዘን ዙርያዙርያ ክስርሑክስርሑ ዝግበኦምዝግበኦም ነገራትነገራት ግንዛቤግንዛቤ ንምውሳድንንምውሳድንኣንፈትኣንፈት ንምቕማጥንንምቕማጥን፡፡፡፡

•• ኣባላትኣባላት ነኒባዕሎምነኒባዕሎም ናይናይ ምትብባዕምትብባዕ ባህሊባህሊ ንኸማዕብሉንንኸማዕብሉን ኣብኣብመንጎኦምመንጎኦም ጥዕናጥዕና ዘለዎዘለዎ ናይናይ ስራሕስራሕ ንሕንሕንሕንሕ ክህሉክህሉ ንምግባርንንምግባርን፡፡ ፡፡

Page 42:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ካብ ምጥቃም ካይዘን ቦርድ ዝርከቡ ውፅኢታት•• ሓሳባትሓሳባት ብሰንኪብሰንኪ ዝፍጠሩዝፍጠሩ ስግኣታትስግኣታት ተዓቢጦምተዓቢጦም

ብዘይምትራፎምብዘይምትራፎም ከምከም መማሓየሺመማሓየሺ ኮይኖምኮይኖምየገልግሉየገልግሉ፣፣

•• ትኹረትትኹረት ኣብኣብ ዝተገበረሎምዝተገበረሎም መማሓየሺመማሓየሺፕሮጀክትታትፕሮጀክትታት ምውሳንምውሳን፣፣

•• ልባዊልባዊተበግሶንተበግሶን ናይናይ ባዓልባዓል ዋናነትዋናነት ስምዒትንስምዒትንየማዕብልየማዕብል፣፣ናይናይ ውፍዩነትንውፍዩነትን ቅሩብነትንቅሩብነትን መንፈስመንፈስ ብምህላዉብምህላዉ•• ናይናይ ውፍዩነትንውፍዩነትን ቅሩብነትንቅሩብነትን መንፈስመንፈስ ብምህላዉብምህላዉቅልጡፍንቅልጡፍን ስሉጥንስሉጥን ትግበራትግበራ የረጋግፅየረጋግፅ፣፣

•• ብኣዝዩብኣዝዩ ዝተሓተዝተሓተ መሳርሒመሳርሒ ዝርአዝርአ ለውጢለውጢይመፅእይመፅእ፣፣

•• ወፃኢታትወፃኢታት ምቕናስምቕናስ ዝብሉንዝብሉን ካልኦትንካልኦትን ውፅኢታትውፅኢታትየጠቓልልየጠቓልል፡፡፡፡

Page 43:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

4.17.ብኽነት እንታይ እዩ?

• ብኽነት ማለት እንሰርሖ ወይ ከዓ እነፍርዮ ፍርያት ምንም ዓይነት ዋጋ ዘይውስኽወፃኢ ግና ዝውስኹ አሰራርሓታት እዮም፡፡

• ሓደ ትካል ውፅኢታዊ ዝኸውን ብኽነት ዘውግድ/ዝቕንስ ኣሰራርሓ እንትህልዎእዩ ፡፡

• Value adding ዝበሃሉ ዝፈሪ ፍርያት ምስ ድልየት ዓማዊል ዝሳነ/ዝስማዕማዕውፅኢት ዘምፅእ ዝኾነ ምንቅሰቓስ እዩ ፡፡

• Non value adding ናይ ላዕሊ ተቓራኒ ኮይኑ ዝፈሪ ፍርያት ምስ ድልየትዓማዊል ዘይሳነ ውፅኢት ዘየምፅእ ማለት እዩ እዞም Non value adding ዝበሃሉኩሎም ብኽነት ዘስዕቡ እዩም ፡፡

ካብዚ ብምብጋስ 7ተ ናይ ብኽነት ዓይነታት ምርኣይ ጠቓሚ እዩ ፡፡ ካብዚ ብምብጋስ 7ተ ናይ ብኽነት ዓይነታት ምርኣይ ጠቓሚ እዩ ፡፡

4.18.ኣብ መሰረታዊ ሜላ አሰራርሓ ካይዘን 7 ብኽነታት ኣለዉ፡

• ካብ ዝድለ ንላዕሊ ምምራት (Over production)

• ዘየድሊ ዓቐን ምውህላል ብኽነት (Inventory)

• ናይ ምፅባይ ብኽነት (Waiting )

• ናይ ምጉዕዓዝ ብኽነት/Transportation)

• ጉድለታት ስራሕ (Defects)

• ናይ ምንቅስቓስ ምብዛሕ ብኽነት (Motion)

• ዘየድሊ ከይዲ ስራሕ ምህላው (Over processing)

Page 44:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

4.19.ኣወጋግዳ 7ቲኦም ብኽነታት

4.19.1.ካብ ዝድለ ንላዕሊ ምፍራይ (Over production)

• እዚ ካብ ዝተሰሓሓተ መረዳእታ ክብገስ ይኽእል ። ንቕድሚት ዕዳጋ ክርከበሉይኽእል እዩ ፣ ዕዳጋ ኣብዘይህልወሉ እዋን ሰራሕተኛታት ብስራሕ ከፅመዱንምግባርን ወዘተ ከም ምኽንያታት ክወሰዱ ይኽእሉ።

• እዚ ዘምፅኦ ሳዕቤን ካብ ዝድለ ንላዕሊ ምህርቲ እንተሃልዩ ናይ መኽዝን ወፃኢእዋን ምስሓለፎ እቲ ምህርቲ ተጠላቢ ሰለዘይኸውን ዓብይ ክሳራ ምስዓቡ ነዙይንምውጋድ እውን ተወሳኺ ወፃኢ ዝሓትት ምዃኑ እዩ ።

መንቀሊ

• ምብዛሕ ሰራሕተኛታትን ማሽናትን

• ዓቕሚ ሰራሕተኛታትን ማሽናትን ዘይምምጥጣን

• ዘይተሰተኻኸለ ሜላ ኣፈራርያ ምህርቲ

ሳዕቤናት

• ፍርያት (ምህርቲ) ምውህላል

• ምዝባዕ ትልሚ ምህርቲ

• ሃለቕትን መለዋወጢን ናውትታት ብብዝሓት ምሓዝ

• ምህርትታት ምብልሻው

• ከክንዲ ምኽሳብ ምኽሳር

Page 45:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

4.19.2. ምውህላል ናውትን ምህርትን (Inventory)

መንቀሊ

• ንዘጋጥሙ ፀገማት ዘለና ትሑት ግንዛበ

• ዘይተስተኻኸለ አቀማምጣ

• ኣብ ከይዲ ምህርቲ ዘለዉ ማሕንቖታት

• ካብ ዝተደለየ ንላዕሊ ምፍራይ

• ጠለብ ዕዳጋ መሰረት ገይርካ ዘይምፍራይ

ሳዕቤናትሳዕቤናት

• ነዊሕ መረከቢ/መብፅሒ እዋን

• ብኽነት መስርሒ ቦታ

• ናይ ምጉዕዓዝን ፍተሻን ስራሕ ምብዛሕ

• ምድካም ለውጢ ስራሕ

• ካፒታል/ገንዘብ ይሕዝ

• ዓቕሚ ሓይሊ ሰብን ማሽናትን ንምግማት የፀግም

Page 46:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

4.19.2. ናይ ምፅባይ ብኽነት (Waiting)

መንቀሊ

• ምዕሩይ ዘይኮነ ኣቀማምጣ ማሽናትን ናውትንምህላው

• ማሕንቖታት (ፀገማት) ምህላው

• ኣብዚሕኻ ምፍራይ• ኣብዚሕኻ ምፍራይ

• ዓቕሚ ሰራሕተኛታትን ማሽናትን ዘይምምጥጣን

ሳዕቤናት

• ብኽነት ሓይሊ ሰብ፣ ግዘን ማሽንን

• ኣብ ፍሰት ስራሕ ምብዛሕ ዝተዋህለለ ምህርቲየጋጥም

Page 47:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

4.19.3.ናይ ምጉዕዓዝ ብኽነት (Transportation)

መንቀሊ• ዘይተስተኻኸለ አቀማመጣ ማሽን

• ብበዝሒ ምፍራይ

• ሓደ ዓይነት ሞያ ዘለዎ ሰራሕተኛ ምህላው

ሳዕቤናት• ሓይሊ ሰብ ምውሳኽን ናይ ስራሕ ሰዓት ምንዋሕን• ሓይሊ ሰብ ምውሳኽን ናይ ስራሕ ሰዓት ምንዋሕን

• ዘይተረጋግዐ ኦፕሬሽን

• ብኽነት መስርሒ ቦታ

• ምህርቲ ምንካይ

• ብኽነት ጊዜ

• መጎዓዐዚ መሳርሒ ምድላይ

• ምህርቲ ምብልሻው/ ምጭሕግጋርን ምስብባርን

Page 48:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

4.19.4. ጉድለታት ስራሕ (Defects)• እቲ ዝለዓለ ጉድኣት ዘምፅእ ‘ዩ ንዘይድለ ተወሳኺ ወፃኢ ዝዳርግ እዩ• ሓደ ፍርያት ብዝግባእ እንተዘይፈርዩ ዳግም ንምስራሕ ወይ ንምፅጋን

እንገብሮ ስራሕ ተወሳኺ ፃዕሪን ዘይድለ ወፃኢን ስለዘስዕብ ዓብይ ናይ ስራሕግድፈት ምዃኑ

• ኣብ ናይ ቢሮ ስራሕቲ’ውን ብተመሳሳሊ ትኽኽለኛ ዝኾነ ሓበሬታ/ዳታዘይምሃብ እዚ ንምስትኽኻል ሓይሊሰብ ነዋፍር ብስልኪ ክነፃሪ ንግደድ ወይዘይድለ ተወሳኺ ምፅሕሓፍ የስዕብ ሓደ ናይ አሰራርሓ ግድፈት ምዃኑ

• ስለዙይ ኣብ ዝኾነ ስራሕ ግድፈት ዘይሽከም ኣተሓሳስባ ክህልወና ይግባእጉድለታት ብድጋሚ ክረአዩ ክንፈቅድ የብልናን::

መንቀሊመንቀሊ• ዘይተማልአ ናይ ፅሬት ፍተሻን ደረጃን• ደረጅኡ/ፅሬቱ ዘይሓለወ ኣሰራርሓ• ኣብ መወዳእታ ፍተሻ ምክያድ• ካብ ዝድለ ንላዕሊ ብተብተብ ምህርቲ ምፍራይ

ሳዕቤናት• መፍረያይነት ምቕናስ• ናይ ስራሕ ጉድለት ምብዛሕ• ቅሬታ ዓሚል ምብዛሕ• ናይ ፍተሻ ከይዲ ምብዛሕን ፈተሽቲ ምብዛሕን

Page 49:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

4.19.5.ዘየድሊ ምንቅስቓስ ብኽነት (Motion)መንቀሊ

• ዘይተስተኻኸለ አቀማመጣ ማሽን• ትምህርቲ/ስልጠና ዘይምህላው• ዝተፈለየ ኦፕሬሽን ምህላው• ዘይምዕሩይ ፍሰት ስራሕ

ሳዕቤናት• ሓይሊ ሰብ ምውሳኽን ናይ ስራሕ ሰዓት ምንዋሕን/ ዘይተረጋግዐ ኦፕሬሽን/

4.19.6 ዘየድሊ ከይዲ ስራሕ ምህላው / Over processing

መንቀሊመንቀሊ• ቅደም ሰዓብ ፍሰት ስራሕ ተንቲንካ ዘይምፍላጥ• ትሕዝቶ ፍሰት ስራሕ ተንቲንካ ዘይምፍላጥ• ትኽክለኛ ዘይኮነ ናውትን ኣጠቓቕማን• ደረጅኡ/ፅሬቱ ዘይሓለወ ኣሰራርሓ

ሳዕቤናት• ውፅኢታዊ ዘይምዃን• ኣብ ምህርቲ ጉድለት ፅሬት ምብዛሕ• ሓይሊ ሰብ (ሰራሕተኛ) ምብዛሕን ናይ ስራሕ ግዘ ምንዋሕን

Page 50:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

8. ልምዓታዊ ጉጅለ• ካይዘን 5’S’ ተግባራዊ ንምግባር ኩሉ ሰራሕተኛ ዘሳትፍ ኣሰራርሓ ምኽታል ወሳኒ እዩ

እዚ ማለት• ኣብ ሓደ ትካል ተመሳሳሊ ስራሕ ዝስርሑ ሰራሕተኛታት ብጉጅለ ተወዲቦም

ብቐፃልነት ናይ ምህርቲ ፅሬት ንምምሕያሽን ብኽነት ንምውጋድ ወፃኢ ብዝቕንስመንገዲ ተመያይጦም ዘጋጥሙ ፀገማት እንዳፈትሑ ዝሰርሑሉ ኣወዳድባ ማለት እዩ

• ብሓፈሻ ካብ ሓላፊ ክሳብ ታሕተዋይ ሰራሕተኛ ዝገብርዎ ምሉእ ተሳትፎ ብኸነት፣ በዝሒ ስራሕን ዘይተደላደለ ከይዲ ስራሕን ሙሉእ ብሙሉእ ብምትዕርራይን ኣብከይዲ ምፍራይ ምንም ዓይነት ዋጋ ወይ ለውጢ ከምፅኡ ዘይክእሉ ብምውጋድ ኣብስራሕ ግዘ ዘጋጥም ብክነት ምቅናስን ምውጋድን ይከኣል። እዚ እንትኸውን ወፃእታትይቕንስ መፍረያይነትን መትረፋይነትን ይዓቢ።

• 4.10. መሰረታዊ ሓሳብ ወፃእታት• 4.10.1.ትርፍና ከመይ ነዕቢ?• ወፃኢታት ምቅናስ መፍረያይነት ካብ ዘረጋግፁ መንገድታት እቲ ሓደን ብሕታውን እዩ• ወፃኢታት ምቅናስ መፍረያይነት ካብ ዘረጋግፁ መንገድታት እቲ ሓደን ብሕታውን እዩ

። ምክንያቱ ናይ ሓደ ፍርያት ዋጋ ዝውሰን ብእነውፅኦም እነተይኮነስ ብድልየት ዕዳጋእዩ ።

• ብተለምዶ ብናይ ወፃኢታት መርህ ዋጋ ዝውሰን ዋጋ = ወፃኢ + ትርፊ እዩ።• ብናይ ዕዳጋ ተኮር /መርህ ወይ ብካይዘን ዋጋ ዝውሰን ትርፊ= ዋጋ + ወፃኢ እዩ።• ኣብ ናይ ዋጋ ኣወሳስና መርህታት መሰረታዊ ኣፈላላይ ኣሎ ። ናይ ወፃኢታት መርህ

ኣብ ከይዲ ምፍራይ ዝወፅኡ ወፃኢታት ብምስላሕ እትደልዮ ትርፊ ኣብ ምድማርዝተመስረተ ናይ ዋጋ ተመን እዩ ። ዕዳጋ ዝመርሖ/ካይዘን መርህ ግን ብድልየትዕዳጋ ስለዝውሰን ወፃኢታት ብምቕናስ ትርፊ ኣብ ምዕባይ ዘተኮረ ኣሰራርሓእዩ ። እዚ ድማ ቀፃልነት ዘለዎ ምምሕያሽ ንምግባር መሰረት እዩ ።

Page 51:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

መጠቐለሊ ኣብ ዓበይቲ መደባት ዝስርሑ ቀንዲ ቀንዲ ተግባራትሀ. ተግባር ተኮር ስልጠና ዝምልከት

• አብ ዕቤት ተኮር ተዋፊሮም ዘለው ኢንተርፕራይዛት በቢ ዘርፉ ብብርኪዕቤቶም ፣ ብደረጃ ትምህርቶም፣ ብፆታ ወዘተ… ዝርዝር መረዳእታ ምሓዝ

• ብቑዓት ተወዳደርቲ ንከይኾኑ ዝዓግቶም ናይ ክእለትን ፍልጠትን ክፍተት ናይኣታሓሳስባን ኣረኣእያን ክፍተት፣ ናይ ቴክኖሎጂ ክፍተት ናይ ኢ/ሽፕ/ነር/ ምትእትታውን ስርዓት ካይዘን ወዘተ.. ዘለዎም ክፍተታት ምንፃርን ምስናድን

• እቲ ዘለዎም ክፍተት ብኸመይ ከም ዝምላእ ሐፀርቲ ፕላናት ምድላው ካብሃገራዊ ናይ መሰልጠኒ OS ዝብገስን 4ቲኦም ፓኬጃት ዘተኣሳሰረን ብቑዕማንዋል ምድላው

• እቲ ዝዳሎ ማንዋል ምስ ኣብ ቲቨኢቲ መሰልጠኒ ኮለጃት ዘለዉ ናይ Bን,Aንለቨል ዘለው ብቑዓት ኣሰልጠንቲ /መምህራን/ ብምዃን ከዳሎ ምግባር፡፡ብዝተዳለወ ኣኽሽን ፕላንን መሰልጠኒ ማንዋልን ቀፃልነት ዘለዎ ስልጠናታት• ብዝተዳለወ ኣኽሽን ፕላንን መሰልጠኒ ማንዋልን ቀፃልነት ዘለዎ ስልጠናታትምሃብን ነቲ ክፍተት ምምላእን

• ቅድሚ ናብ ተግባር ምእታውና እቲ ዝተዳለወ ናይ ስልጠና ኣክሽን ፕላንንዝተነፀሩ ክፍተታትን ምስ መዳርግቲ ኣካላትን ምስ ኣመራርሓ እቶም ደኣንትንመድረኽ ፈጢርካ ዘተ ምግባር

• ስልጠና ክንህብ እንከለና ፈለማ ኣብ ዝተፈላለዩ ሓላፍነታት ዘለው ኣመራርሓልምዓት ጉጅለን ካልኦት ኣመራርሓን ኣቐዲምካ ነዚኦም ምብቃዕ ቀፂሉ ናብኩሉ ደኣንት መንቀሳቐሲ ምስፋሕ/ነዐዖም ተጠቒምካ/

• ስልጠና ድሕሪ ምውሃቡ እቲ ክፍተት ዝተመለአ ምዃኑ ምርግጋፅን ዕግበትዓቂንካ ሪፖርት ምቕራብን ናብ ቀፃሊ ስልጠናታት ምስግጋርን ይኸውን

• ኣብቲ ስልጠና ንተጠቃምነትን ተሳትፎን ደ/ኣነስትዮን መናእሰይን ፉሉይቆላሕታ ማሃብ

Page 52:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ለ ስራሕቲ ምዘና ዝምልከት• ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተኻየደ ምዘና ዝተመዘኑ ዝሓለፉ ዘይሓለፉ ፣ዝተመዘኑ

ዘይተመዘኑን መረዳእተኦም ኣፅፊፍካ ፈሊኻ ምሓዝ• እቶም ስልጠና ዝተውሃቦም ደኣንት ለቨል ብለቨል ክምዘኑ ዝኽእሉን ብብቃት ኣሃድ

ክምዘኑ ዝኽእሉን ምፍላይን ምንፃርን• እቶም ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ተመዚኖም ብቑዓት ዝኾኑን ሎሚ ዓመት በየናይ ለቨል

ክምዘኑ ከም ዝኽእሉ ምንፃር• እቶም ተመዚኖም ብቑዓት ዘይኮኑ ናብቶም ጠቕሊሎም ዘይተመዘኑ ደሚርካ ኣብቂዕካ

ብብቃት ኣሃድ/ብለቨል/ንምምዛን ትልሚ ምሓዝ• በዚ መሰረት ሕድሕድ ኣሰልጣኒ በቲ ስታንዳርድ ተረኪቡ ዝድግፎም ዘሎ መንቀሳቐስቲ

ካብ ዘለውዎ ደረጃታት/ለቨላት/ብሓዲኡ ክመዝኑ ግድን ይኸውን• ሕድሕድ ኣሰልጣኒ /አጀንት/ ኣብዘዳልዎ ውልቀ ትልሚ ካብ በሐዚኡ ንኽንደይ

መንቀሳቐስቲ ኣብቂዑ ክንደይ ከምዘመዝን ብግልፂ ተቐሚጡ ምትእምማን ተጌሩሉ ክእቶኣለዎኣለዎ

• ንዘሰልጠኖም መንቀሳቐስቲ ደኣንት ከመዝን ዘይኽእል ኣሰልጣኒ ክህልወና የብሉን፡፡

ሐ ብርኪ ስግግር ዝምልከት• ሕድሕድ በቢ ዘርፉ ተመዲቡ ድጋፍ ዝህብ ዘሎ ኣሰልጠኒ ንክድግፎም ዝተረከቦም ደኣንት

መን ኣበየናይ ደረጃ ከም ዘሎ ንፁር መረዳእታ ክሕዝ ምግባር• ናብ ቀፂሉ ዘሎ ብርኪ ንምስግጋር ዝጎደሎ ብንፁር ምፍላይ• ነተን ዝጎደለኦ ዝምልእ ስራሕቲ ምስራሕ• እተን ጎዲለንኦ ዝነበራ ዝተመለአ ምዃነን ድሕሪ ምርግጋፅ ናብ ቀፂሉ ዘሎ ብርኪ ክሰጋገር

መበገሲ ምቕራብን ምፅዳቕን• ሕድሕድ መንቀሳቐሲ ደኣንት ናይ ደረጃ ለውጢ ክገብር ከሎ ስሩዕ መድረኻት ብምድላው

ምእዋጅን ንደረጅኡ ዝገልፅ ምስክር ወረቐት ክበፅሖ ምግባር፡፡

Page 53:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

መ .ምፍጣር ሞዴላት ዝምልከት• መጀመርያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ብዝሃብናዮ ድጋፍ ሞዴላት ዝኾኑ ልምዓት

ጉጅለታት፣ ኢንተርፕራይዛት ፣ መንቀሳቐስቲ ምፍላይን ንፁር መረዳእታማሓዝን

• ቀፃሊ ናብቲ ዝተነፀረ ሽቶ ንምብፃሕ ዘሎ ኣፈላላይ ምንፃር• ኣብቶም ናይ ቅድመ ሐዚ ሞዴላት ናይ መጠናኸሪ ስራሕቲ ምስራሕ• ናብቲ ሸቶ ንምብፃሕ ዝታሓዝ ዘሎ ሽቶ ድማ ሞዴል ንከይኾኑ ዝዓግቶም ናይ

ኣታሓሳስባ፣ ናይ ክእለትን ካልኦት ፀገማትን ነፂርካ ነቲ ክፍተት ዝምላእስራሕቲ ምስራሕ

• ብዝተውሃበ ድጋፍ ለውጢ ንዘምፅኡ ገምጊምካ ናብ ሞዴልነት ምስግጋር

ሰ.ምርግጋፅ መዘንትን መመዘኒ ማእኸላትን ደኣንት• ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዝሃብናዮም ድጋፋት ተመዚኖም ብቑዓት ዝኾኑን ሐዚ• ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዝሃብናዮም ድጋፋት ተመዚኖም ብቑዓት ዝኾኑን ሐዚ

ዘለዎም ኩነታት ምንፃርብፍላይ ኣብ ደረጃ ኣናእሽተይ ዓባይን በቓዕን ካብ ዘለው መዘንቲ ክኾኑንምልምል• ክንምልምል ከለና ደረጃ ትምህርቶም እንተነኣሰ ለቨል ብለቨል ክምዘኑ

ዝኽእሉን ዝተመዘኑን ክኾኑ ኣለዎም• ብኸምዚ ምስተመልመሉ ንመዛንነት ዝተመልመሉ ምዃኖም ዝርዝር

ምትእምማን ኣካይድካ መዘንቲ ንምዃን ዘኽእሎም ስራሕቲ ምስራሕንኣቐዲሞም ንባዕሎም ተመዚኖም ብቑዓት ክኾኑ ምግባር፡፡

• በቒዖም እዮም ኢልና ኣብ ዝኣመናሉ ዝርዝር መረዳእተኦም ኣደጊፍና ናብኤጀንሲ AOC ምቕራብን ኣፍልጦ ክረኽቡ ምስራሕን

Page 54:  · 1. መእተዊ ኣብትልሚዕብየትንስግግርንሃገርና ከምዝተቐመጠኣብዝቕፅሉ8-9 ዓመታትናብ

ረ. ምስፋሕ /ምግፋሕ/ ብሉፅ ተሞኩሮ• ቅድሚ ናብ ምቕማር ምእታው ብሉፅ ተመኩሮ ዝባሃል ከመይ ዝበለ እዩ

ዝብል ኣብቲ መምርሒ ተመስሪትካ ኩሉ ክፈልጦን ክርደኦን ምግባር• ነቲ መምርሒ መሰረት ጌርካ ናብ መፅናዕትን ምቕማርን ምእታው• እቲ ዝተቐመረ ተመኩሮታት ናይ ማን ብሉፅ ተመኩሮ ድዩ ዝብል

በቢደረጅኡ ዘሎ ኣመራርሓ ብገምጋም ከረጋግፆ ምግባር• በቲ ዝተዳለወ ቸክሊሰት መሰረት ብሉፅ ተመኩሮ ምቕማርን

ምትንታንን• እቲ ዝተቐመረ ብሉፅ ተሞኩሮታት ብኸመይ ከም ዝጋፋሕ TOR

ኣውፂኻ ክጋፋሕ ብምግባር ደኣንት ናብ ተመጣጣኒ ኣፈፃፅማ/ብርኪ/ ክመፁ ብዕቱብ ምስራሕክመፁ ብዕቱብ ምስራሕ

ሸ. ምዕባይ ግንዛበ ኣብ ሕብረተሰብን/ሰብ ዋና/መዳርግቲ ኣካላትን• ዝተፈላለዩ ሚድያታት ብምጥቃም ግንዛበ ሕ/ሰብ ዋና/ክሰፍሕ

ምግባር• ምስ መዳርግቲ ሰነድ ስምምዕነት ብምእሳር ተደጋጊፍካ ምስራሕ• መድረኻት ምይይጥ፣ ናይ ሓባር ፎርማትን ካልኦት

ኣሰራርሓታትን ምዝርጋሕ፣• ፍሉይ ደገፍ ንዘድልዮም ሕብረተሰብ ትኹረት ብምሃብ ምስታፍ፣